ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኮምፕሪሄንስቭ ሆስፒታል ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ወታደራዊ ክበባት መደብርን መሀደስን ምክልኻል ሃገር ንኮምፕሪሄንስቭ ሆስፒታል ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 2 ሚሊየን ብዝ ዝግመት ኣልባሳት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዳይሬክቶሬት 1 ሺሕን 300 ኮቦርታ ኢዩ ድጋፍ ገይሩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላት ህወሓት ንእዚ ሰሜን ዝጨፍጫፈሉ ቀዳማይ ዓመት ዘኪረን Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንእዚ ሰሜን ብድሕሪት ዝወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ዘኪረን። እተን ትካላት ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ብዝፈፀሞ ክሕደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክል ሃረሪ ጦር መሳርሒ ዘለዎ ውልቀሰብ ንኸመዝግብ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክል ሃረሪ ጦር መሳርሒ ዘለዎ ውልቀሰብ ብምምዝጋብ ንባዕሉን ከባቢኡን ክሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ። ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ኣይተ ጥላሁን ዋደራ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ሓላፊ ኣብ መግለፂኦም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ብደምናን ኣዕፅምትናን ቀቢርና ክብሪ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግኣሉ ቀዳማይ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ይዝከር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ 24 ጥቅምቲ ንኢትዮጵያ ክብሉ ሰፈሮመን ቤተሰቦምን ብምሕዳግ ሃገሮም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝተፈፀመሎም ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘኪሩ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝተፈፀመሎም ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘኪሩ ውዒሉ። ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ደቒቓ ፀሎት ሕልና ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዓዲ ሃገራይ ዝርከብ ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል መሰልጠኒ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝመልመሎም ብዙሓት ዕጡቓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣመልኪቶም ፀሎተ ህሊና ገይሮም፡፡ ርኢቶኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ኣይንርስዖን-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍን ክሕደትን ፈፂምና ኣይንርስዖን ክብል ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ገሊፁ። ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ንዝተሰውኡ ጀጋኑና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ርሑቕ እንተተረሰዐ እኳ ዓሚ 24 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፈፀመ ግፍዒ ታሪኽ ፈፂሙ ዝርስዕ ኣይኮነን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ሰሜን ብህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም፡፡ ከባቢኦም…