ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኒዮርክ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኒዮርክ ኣቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ምእታዎም ካብ ቤት ፅሕፈት ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ዝሰርሑዎም ፀብፃባት ሓቀኛ ተግባር እቲ ግብረ ራዕዲ ሓቀኛ መልክዕ እናርአዩ ከምዝርከቡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ዝሰርሑዎም ፀብፃባት ሓቀኛ ተግባር እቲ ግብረ ራዕዲ ሓቀኛ መልክዕ እናርአዩ ከምዝርከቡ ኣብ ግምባር ዝተሳተፉ ጋዜጠኛታት ጦር መኮንናትን ገሊፆም። ጋዜጠኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዙፋን ካሳሁን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንውፅኢታዊ ኣባላት ሰራዊት ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል መዓርግ ዕቤት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኃል ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝነበሮም ፃንሒት ግዜኦም ኣባላት ሰራዊት ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ኮሌጅ ሜ/ጄ ሃብታሙ ጥላሁን፥ “ኢትዮጵያ ብልዑል ደረጃ ኣብ ትደልየሉ እዋን ንተወሳኺ ሓላፍነትን ሹመትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ብድምቀት ንምኸባር ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል በዓል መስቀል ብድምቀት ንምኸባር ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣፍሊጣ። እታ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበር በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዛዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 448 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዛዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 448 ሺሕን 550 ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተታሓዘ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ቢራ ብምፅዓን መበገሲኣ ካብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደብረ ብርሃን ዝገበረት ቁፅሪ ሰሌዳ ኮድ 3-26981 ኢት ተሰሓቢት ናይ ፅዕነት…
ቢዝነስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ 114 ሚሊየን ዶላር ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝለኣኾም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን 114 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝረኸበ ረኺቡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ፍጹም ከተማ፥ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝተወለዐ ለበዳ ኮቪድ-19 2013 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጂንካ ዝተሃነፀ ታወር መቆፃፀር ትራፊክ ኣየር ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2024 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ኣብ ከተማ ጂንካ ዝተሃነፀ ታወር መቆፃፀር ትራፊክ ኣየር ህንፀቱ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። ምህናፅ እቲ ታወር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጂንካ ኣቢሉ ዝወሃብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝንን ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። መካየዲ ስራሕ ግድብ ህዳሰ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ሩሲያን ዝርከበኦም 13 ሃገራት ሰብኣዊ መሰል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሃገራት ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ክህሉ ከምዘይግባእ ፀዊዐን Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ተዋሳእቲ ሰብኣዊ መሰል ንኸኽብሩ ዓለም ለኸ መምርሒታት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣድልዎ ተግባራዊ ክገብራ ይግባእ ክብላ ቻይናን ሩሲያን ሓዊሱ 13 ሃገራት ፃውዒት ኣቕሪበን። ካብዚ ብተወሳኺ ሰብኣዊ መሰል ከም ምኽንያት ብምምጥቃም ኣብ ውሽጣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ በዓል ኢሬቻ ብሰላማዊ መገዲ ንኽኽበር ግደ መዳርግቲ ኣካላት ዝምልከት ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዓል ኢሬቻ እዚ…