ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። ነቲ መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፤ ኣይተ ለማ ተሰማ - ብኣካቢነት ወይዘሮ ወርቀሰሙ ማሞ - ብምክትል ኣካቢት ክመርሑዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ንጉጅለ ህወሓት ይድምስሶ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንጉጅለ ህወሓት ክድምስስን ስርዓተ ቀብሩ ክፍፅምን ዘኽእለ ስራሕ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ምክትል ኣዛዚን ናይ ሎጂስቲክስ ኣዛዚን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብርጋዴር ጀኔራል ነገራ ሌሊሳ ንኢፕድ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ን6 ኣዋርሕ ተፈፃሚ ዝኸውን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ። ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመትቲ ወረዳ እብናት ምፍናው ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ እብናት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራዘመሓላለፎ ፃውዒት ተቐቢሎም ንግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምቅላስ ናብ ጦር ግምባር ይወፍሩ ኣለዉ። ግብረ ራዕዲን ወራሪን ጉጅለ ኣብ ክልል ኣምሓራ እንብፀሖ ዝርከብ ግፍዒን መከራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ልዑል ምንቅስቓስ ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ልዑል ምንቅስቓስ ይገብር ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣፍሊጦም። ኣይተ ግዛቸው፥ እቲ ማሕበረሰብ መንግስቲ እቲ ክልል ዘቕረቦ ፃውዒት ብምቕባል ሃፍቱን ንብረቱን ንዘመቻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዝግብ ኢና – ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዘመን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዝግብ ኢና ክብል ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ገሊፁ። እቲ ክልለ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሃገርና ካብ ወራሪ ንምድሓን ዝኽፈል መስዋእቲ ብምኽፋል ዘበን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዘግብ ኢና ኢሉ። ሃገርና ኢትዮጵያ በቢዘበኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምፍናው ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ምፍናው እቶም ናብ ሰራዊት ዝሕወሱ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክቐርበሉ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎሚ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 93/1 ናይ ወፃኢ ወራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ- ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብላ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፀን። እተን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኽ ሃገር ዘለወን ድጋፍ ንምግላፅ ደም ለጊሰን። ኣብዝሃብኡ ርእይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ሓበሬታ ዝህብሉ ነፃ መስመር ስእኪ ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ሓበሬታ ዝህብሉ ነፃ መስመር ስልኪ "9977" ዕላዊ ተገይሩ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…