ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 27 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም። ኣካቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት ክልል ኦሮሚያ ብርሃኑ ፈይሳ፥ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዞባታት ምብራቕ ሃረርጌ፣ ባሌን ኣርሲን 423…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት ደሴ ልዕሊ 80 ትራንስፎርመራት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዘሪፎም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት ደሴ ልዕሊ 80 ትራንስፎርመራት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዘሪፎም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ሞንጎ ዝተዋደዱ 6 ዲስትሪክታት ሓደ ዝኾነ ዲስትሪክት ደሴ፥ ኣብ ትሕቲኡ 23 ኣግግሎት ዝህባ ማእኸላት ኣለዋ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ 20 ኣባላት ሸኔን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉቶ ጊዳ 20 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ጉቶ ጊዳ ዋና ሳጂን ከተማ ኦልጂራ ከምዝገለፁዎ፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣቅስታ ጦር ካምብ ብምግባር እናተገልገለሉ ፀኒሑ ተባሁሉ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ለጋንቦ ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣቅስታ ጦር ካምብ ብምግባር እናተገልገለሉ ፀኒሑ ተባሂሉ። እቲ ቤት ትምህርቲ ካብ 1945 ዓ.ም ጀሚሩ ንህፃናት እቲ ከባቢ ፍልጠት እናለገሰ ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካማሺ ብፀረ ሰላም ሓይሊታት ተዓፊኖም ዝነበሩ 62 ሰባት ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ብዘካየዱዎ ኦፕሬሽን ናብ ማሕበረሰቦም ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካማሺ ከተማ ሄና ቀበሌ ሁሩንጉ ብፀረ ሰላም ሓይሊታት ተዓፊኖም ዝነበሩ 62 ሰባት ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ብዘካየዱዎ ዳህሳስን ኦፕሬሽንን ካብ ኢድ ፀላኢ ወፂም ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተፀምበሩ ኮሚሽን ፖሊስ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኣፍሲሶም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከምዘፍሰሱ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ገሊፁ። ናብ ሃገር ዝመፅኡ ሓደ ሚሊየን ዳያስፖራታት ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝሪኡሉ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ሃገራዊን ሃገረ መንግስቲን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ምይይጣት ከምዘድልዩ መንግስቲ ብፅኑዕ የኣምን – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ህንፀት ሃገራዊን ሃገረ መንግስቲን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ምይይጣት ከምዘድልዩ መንግስቲ ብፅኑዕ ከምዝኣምን ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ዝግመት ብር ብጥረ ገንዘብን ብዓይነትን ሓገዝ ገይሮም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬሰዳዋ ኣይተ ከድር ጁዋር ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር፣ ኣባ ገዳታትን ኡጋዛትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ንኽግበር ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ንኽግበር ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፀዊዑ። ፕሬዝዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሃገር ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ዝተኻየደ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ናይ ወገን ጦር ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዑል ክሳራ ኣብፂሑ ኢዩ –… Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ዝተኻየደ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ናይ ወገን ጦር ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝወሰዶ ስጉምቲ ልዑል ክሳራ ከምዘብፀሐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…