Fana: At a Speed of Life!

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝኸውን መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም የካይድ ኣሎ። ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ጣቢያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ብምዃን፤ ደሙ እናገበረ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ኢዮም ደሞም እናለገሱ…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ እቲ ትካል ናይ…

ናይ ክፍሊት መገዲ ሞጆ- መቂ-ባቱ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክፍሊት መገዲ 92 ኪሎ ሜትሮ ሞጆ- መቂ-ባቱ ሎሚ መዓልቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። ሓደ ኣካል መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ ሃዋሳ ዝኾነ ናይ ክፍሊት መገዲ ሞጆ- መቂ-ባቱ፥ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኢንጅነር ሃብታሙ ተገኝን…

ሩባ ኦሞ ብውሕጅ ብምምልኡ ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ዳሰነች ሩባ ኦሞ ብውሕጅ ብምምልኡ ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ። ሩባ ኦሞ ቅድሚ ኣዋርሕ ካብ መፍሰሲ መስመሩ ወፂ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ሰባት ካብ ምምዝባል ሓሊፉ ኣብ ልዕሊ ሰባት ክሳብ ሞት ዝበፅሕ ጉድኣት፣ ኣብ ልዕሊ ንብረትን…

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ከተማ ደሴ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፅምበሩ መናእሰይ ከተማ ደሴ ምፍናው ተገይሩሎም። እቶም መናእሰይ “ንሃገርና ኣብ እዋን ፀገማ ቀዲምና መስዋእቲ ክንኮነላ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ወሲንና” ኢሎም። “ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ወሲንና…

ዋና ኣዛዚ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ዞባ ደቡብ ሰላማዊ ሎሚ መዓልቲ ናብ ቃልሲ ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ዞባ ደቡብ ዝኾኑ ጃል ጎሊቻ ዴንጌ ብሸኔ እናተገበረ ዝርከብ ኣካይዳ ብምቅዋም ካብቲ ጉጅለ ተፈላሊዮም። ልዕሊ 14 ዓመት ኣብ ግምባር ዞባ ደቡብ ንዕጡቓት ኦነግ ሸኔ እናመርሑ ዝነበሩ ጎሊቻ ዴንጌ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…

ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ናፅነታ ኣይፈርስን – መናእሰይ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ተውፃእፂኦም ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ድሉዋት ዝኾነ መናእሰይ ኣብ ከተማ ሃረማያ ምፍናው ተገይሩሎም። ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ መኸታ ኣፍሪካ ከምዝኾነ ዝገለፁ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሑሴን ፈይሶ፥ መናእሰይ ናብዚ…

ኣመንቲ ወንጌል 300 ሺሕ ብር ዝግመት ንህፃናት ዝኸውን ምግቢ ንተመዛበልቲ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኣመንቲ ወንጌል 300 ሺሕ ብር ዝግመት ንህፃናት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ኣብ ከተማ ደሴ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣበርኪቶም። እቶም ኣመንቲ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ንምግባር ብምሕሳብ ንህፃናት ዝኸውን ሕሩጭ፣ ሴሪፋምን ፓስታን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ንሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ሓገዝ ገይሮም። እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም 40 ሰንጋታት ኢዮም ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ…

ኣብ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ከተማ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 59፡10 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ…