ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ንፀገም ኣገልግሎት ጥዕና ተቓሊዖም Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ኣብ ልዕሊ ትካላት ጥዕናን መሰረተ ልምዓታትን ብዘብፀሖ ዘረፋን ዕንወትን ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ንፀገም ኣገልግሎት ጥዕና ከምዝተቓልዑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት እናተረኸቡ ንዝርከቡ ዓወታት ብፅሒት ቀረብ ሎጂስቲክስ ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላኢ ሃገር ዝኾነ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ዝተፈላለዩ ሎጂስቲክሳት ብግቡእ ምቕራቦም እናተረኸበ ንዝርከብ ዓወት ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ሓላፊ ሎጂስቲክስ ግምባር ደብረ ዘቢት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ኮሎኔል ኣለባቸው ብዙነህ ገሊፆም። ቀረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሴክተር ዘፈር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሴክተር ዘፈር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ካብ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ዓውዲ ከምኡ እውን ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 19 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲ ወገናትን ዝውዕል 19 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። መንእሰይ ወለዶ ኣብ ወፍሪ ህልውና ናብ ግምባር ከይዱ ካብ ምስላፍ ሓሊፉ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲን ዝገብሮ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ትራንስፖርት መስመር ጎንደር-መተማ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ትራንስፖርት መስመር ጎንደር-መተማ ከምዝተጀመረ ዋና ኣዛዚ 8ይ መካናይዝድ ክፍለ ጦር ናስር ኣባዲጋ ገሊፆም። ብወገን ሽንፋ ብኣርባዕተ ኣንፈት ዝኣተወ ወራሪ ሓይሊ ህወሓትን ተሓባበርቱን ብዝኸፈቱዎ ኲናት፥ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለንታውያን መናእሰይ ብሄራዊ ኣገልግሎት ልምዓት ማሕበረሰብ ገበርቲ ሰናይ ንዘኽታማት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ኮምቦልቻዝተመደቡ ወለንታውያን መናእሰይ ብሄራዊ ኣገልግሎት ልምዓት ማሕበረሰብ ገበርቲ ሰናይ ምስ መናእሰይ እቲ ከባቢ ብምዃን ንዘኽታማት ሓገዝ ከምዝገበሩ ሚኒሰስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ዓይነት እቲ ሓገዝ ማኮሮኒ፣ ፓስታ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት በረራ ናይጄሪያ ኢጉኑ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት በረራ ናይጄሪያ ከተማ ኢጉኑ ከምዝክጅምር ሓላፊ ቢሮ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይጄሪያ ሽመልስ ኣራጌ ኣፍሊጦም። እቲ መገዲ ኣየር በረርኡ ካብ 21 መስከረም 2014 ዓ.ም እንትጅምር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝኸውን መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም የካይድ ኣሎ። ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ጣቢያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ብምዃን፤ ደሙ እናገበረ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ኢዮም ደሞም እናለገሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ እቲ ትካል ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ክፍሊት መገዲ ሞጆ- መቂ-ባቱ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክፍሊት መገዲ 92 ኪሎ ሜትሮ ሞጆ- መቂ-ባቱ ሎሚ መዓልቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። ሓደ ኣካል መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ ሃዋሳ ዝኾነ ናይ ክፍሊት መገዲ ሞጆ- መቂ-ባቱ፥ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኢንጅነር ሃብታሙ ተገኝን…