Fana: At a Speed of Life!

ሩባ ኦሞ ብውሕጅ ብምምልኡ ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ዳሰነች ሩባ ኦሞ ብውሕጅ ብምምልኡ ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ። ሩባ ኦሞ ቅድሚ ኣዋርሕ ካብ መፍሰሲ መስመሩ ወፂ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ሰባት ካብ ምምዝባል ሓሊፉ ኣብ ልዕሊ ሰባት ክሳብ ሞት ዝበፅሕ ጉድኣት፣ ኣብ ልዕሊ ንብረትን…

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ከተማ ደሴ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፅምበሩ መናእሰይ ከተማ ደሴ ምፍናው ተገይሩሎም። እቶም መናእሰይ “ንሃገርና ኣብ እዋን ፀገማ ቀዲምና መስዋእቲ ክንኮነላ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ወሲንና” ኢሎም። “ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ወሲንና…

ዋና ኣዛዚ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ዞባ ደቡብ ሰላማዊ ሎሚ መዓልቲ ናብ ቃልሲ ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ዞባ ደቡብ ዝኾኑ ጃል ጎሊቻ ዴንጌ ብሸኔ እናተገበረ ዝርከብ ኣካይዳ ብምቅዋም ካብቲ ጉጅለ ተፈላሊዮም። ልዕሊ 14 ዓመት ኣብ ግምባር ዞባ ደቡብ ንዕጡቓት ኦነግ ሸኔ እናመርሑ ዝነበሩ ጎሊቻ ዴንጌ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…

ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ናፅነታ ኣይፈርስን – መናእሰይ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ተውፃእፂኦም ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ድሉዋት ዝኾነ መናእሰይ ኣብ ከተማ ሃረማያ ምፍናው ተገይሩሎም። ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ መኸታ ኣፍሪካ ከምዝኾነ ዝገለፁ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሑሴን ፈይሶ፥ መናእሰይ ናብዚ…

ኣመንቲ ወንጌል 300 ሺሕ ብር ዝግመት ንህፃናት ዝኸውን ምግቢ ንተመዛበልቲ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኣመንቲ ወንጌል 300 ሺሕ ብር ዝግመት ንህፃናት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ኣብ ከተማ ደሴ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣበርኪቶም። እቶም ኣመንቲ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ንምግባር ብምሕሳብ ንህፃናት ዝኸውን ሕሩጭ፣ ሴሪፋምን ፓስታን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ንሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ሓገዝ ገይሮም። እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም 40 ሰንጋታት ኢዮም ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ…

ኣብ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ከተማ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 59፡10 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ…

ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 143 ሚሊየን 72 ሺሕን 869 ብር ብጥረ ገንዘብ፣ ልዕሊ 28 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ሓገዝ ምግባሩ ዋና ኣነሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ገሊፆም። ህዝቢ እቲ ዞባ ከም ሃገር ዝተፈነወ…

ኣብ ከተማ ቆቦን ከባቢኣን ብሓይሊታት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቆቦን ከባቢኣን ብሓይሊታት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ትሕቲ ወራር ህወሓት ዝርከባ ከባቢታት ኣብ…

ሙሩኻት እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣደታት ትግራይ ደቀን ናብ ኲናት ከይልእኻ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ቲሃ ሸሊኾም ዝነበሩር ብሰራዊት ምክልኻል ዝተማረኹን ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ኣደታት ትግራይ ደቀን ናብ ኲናት ከይልእኻ ሓቲቶም። ኣብ ሱዳን ወታደራዊ ስልጠና ወሲዶም ብወገን ቲሃ ኲናት ብምኽፋት ከተማ ጎንደር ንምቁፅፃር ዕላማ ከምዝነበሮም ኢዮም…