ዓለም ለኻዊ ዜናታት 50 ስደተኛ ዜጋታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ባሕሪ ደቡብ ሱዳን ጥሒሎም Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)50 ስደተኛ ዜጋታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ባሕሪ ደቡብ ሱዳን ጥሒሎም ህይወቶም ከምዝሓለፈ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሰብ መዚ ሱዳን ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ስደተኛታት ብኣዘዋወርቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዙ ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 4 ሺሕን 850…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣማኻሪት ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቦርድ ሶሊያና ሽመልስ ከይዲ ምድላው እቲ መረፃ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተናወሐ መረፃ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን ኣድሂቡ ገምጋም ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን መላእ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ገምጋም ኣካይዱ። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ኣኼባ ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ክሕልዉ ኣብ ዘኽእሉ ቀፀልቲ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ናብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ናብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ኢትዮጵያ ኣብ መደረኽ ዓለም ዘለዋ ተቐባልነትን ምስሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብስለት ብዝተመልኦ ኣካይዳ ይትግበሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብስለት ብዝተመልኦ ኣካይዳ እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካሊኝ ገሊፆም። ዶክተር ኢዮብ እዚ ዝበሉ፥ እናተተግበረ ኣብ ዝርከብ ምምሕያሽ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ካብ 12 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም እዚ ዓመት ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ካብ 12 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝኽበር ተገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ፋይዛ መሓመድ፥ ብብርኪ ዓለም ንመበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፅረት ምግቢ ከምዘጋጠሞም ኣብ ከባቢ ድሬ ሮቃ ዝርከቡ ጫካታት ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከባቢ ድሬ ሮቃ ዝርከቡ ጫካታት ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ ሕፅረት ምግቢ ከምዘጋጠሞም ገሊፆም። እቶም መዛበልቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዕስለ ኣምበጣ፤ ሎሚ ዘበን ድማ ብኽፋእ እቲ ግብረ ራዕዲ ዘፍረዩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ንመምርሒ ትምህርቲ ሓገዝ ድንኳን ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምዕሩይ ንምግባር ዝሕግዝ ድንኳ ንመምርሒ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ጌታቸው ቢያዝን ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ንመፅለሊ እናተጠቐሙሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ዝተመነየ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ፈሺሉ – ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ደልዩ ዝነበረ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ከምዝፈሸለ ዋና ኣዛዚ 8ይ መካናይዝድ ክፍለ ጦር ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ቲሃ ቁፅሩ ካብ 1 ሺሕን 200 ክሳብ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 101 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ 5 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 6 መስከረም 2014 ዓ.ም ልዕሊ 101 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ካብ ሃገር ክወፅኡን ናብ ውሽጢ ሃገር ከኣትዉን…