መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፅሩይ ቤት ትምህርቲ ንትውልዲ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ምንቕናቕ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ዶ/ር ኢ/ር ጌታሁን መኩሪያ፣ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢ/ር…