ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ መኻዚን ከዚኑዎም ዝነበሩ ፍርያታት ከምዝዘረፈ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ቢሮታት ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ካብ ምባሩ ብተወሳኺ ኣብቶም መኻዚን ዝነበሩ ፍርያታት ከምዝዘረፈ በዓል መዚ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዝተዘረፈ ፍርያት ሕርሻ ልዕሊ 24 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ከምዝግመት…