ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጫወትቲ ባህላዊ ሙዚቃ ኣብ ግንባር ብምኻድ ሓየለ ፀጥታ ኣለዓዒሎም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣርቲስት ሰማኸኝ በለውን ዋኘው አሸናፊን ኣብ ግምባር ብምርካብ መከላከያ ሰራዊቱ፣ ፍሉይ ሓይሊ፣ ፋኖን ሚሊሻንኣለዓዐለም። ንኢትዮጵያ ክብሪ እንትበሃል ኣብ ጫካን ገደልን ዝዋደቑ ዘለዉ ንኹሎም ኣባላት ሰራዊ ክብሪን ምስጋናን ይግባእ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣምሓራ ክልል ህወሓት ልዕሊ 20 ሆስፒታላትን 277 ናይ ጥዕና ጣቢያታትን ኣውዲሙ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚንስቴር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ግጅለ ልእኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ናይ ጥዕና ትካላት ጎቢኒዮም፡፡ ኣብቲ ዑደትካብ ጥዕና ሚኒስትር ፣ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ኣምሓራ ክልል ጥዕና ቢሮንዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ”የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት” ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ኣባላት ካቢንኤንን "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት" ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚሮም። "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት" ብዝብል ሃገራቲ ወፃኢ ብፍላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላ/ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 <span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)<span;> ላዕለዋየዕ ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም። <span;> ኢትዮጵያ ንምፍራስ ምስ ናይ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ሉኣላውነት ኢትዮጵያን ግዝኣታዊ ሓድነትን ንምሕላው ዝካየድ ዘሎ ተግባራት ከምእትድግፍ ኮንግረንስ እታ ሃገር ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስረም፣ 14 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስናይ ኣሜሪካ ናይ ኮንግረስ ኣባላት ተዛቲዮም። ነቶም ኣባልት ኮንግረንስ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር እተካይደ ብዛዕባ ዘላ ተግባር መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣባላት ግጅለ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ፕሬዝደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶ/ር ጀማል ኣባፊጣ፥ ኣብ ሱማሌ ላንድ ሃርጌሳ ካምፓስ ብኒውትሬሽን ዘሰልጠኖም 19 ተምሃሮ ካልኣይ ዲግሪ ምምርቑ ተዛሪቦም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምቁፅፃርን ንምክልኻልን እትገብሮ ንዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ክታበትን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘምሃሮም 6793 ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ሸውዓተ ቀፅሪታት ልዕሊ 40…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኣልጀርያ ነበር ዓብደልኣዚዝ ቡተፍሊቃ ዓሪፎም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣልጀርያ ነበር ዓብደልኣዚዝ ቡተፍሊቃ ድሕሪ ብዙሕ ሕማም ኣብ መበል 84 ዓመቱ ከምዝሞቱ ተገሊፁ። መራሒ ኣልጀርያ ብምዃን ንኣስታት 20 ዓመታት ዝመርሑ ቡተፍሊቃ፥ ኣብ 2019 ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ሓምሻይ እብረ ስልጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝም ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ…