ስፓርት ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ወልቭስ ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ። እቲ ወዲ 26 ዓመት ኣብ ማንቼስተር ዩናይትድ ክሳብ 2030 ዘፅንሖ ውዕሊ ከምዝፈረመ ተገሊፁ። ዩናይትድ ንዝውውር እቲ 10 ቁፅሪ ማሊያ ዝኽደን ማቲውስ ኩንሃ፥ 62 ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣሰር ኢትዮጵያዊያን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብደለል ንከይመልእ— Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ኣሰር ኢትዮጵያዊያን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብደለል ንከይመልእ ብዝተዋደደ ኣገባብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮን ስራሕቲ ለምዓት ተፋሰስን ይካየድ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ግብርና ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ። ዳይሬክተር ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣጠቓቕማን ፈቃዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ምግባር ቀፃሊ ስራሕና ኢዩ – መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር) Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር) ምስ ምእካብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ዝተዛመደ ኣብ ቀፃሊ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ምግባር ከንሰርሕ ኢና ኢሎም። እቲ ዘተ ሓቛፊ ስለዝኾነ ክልል ትግራይ እንተይሓዝና ናይቲ ዘተ ዕዉትነት…
ስፓርት ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ተዛዚሙ Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብሓፈሻዊ ተዓዋትነት ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያን ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያን ተዛዚሙ። ንዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልታት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 13 ትሕቲ 20 ዓመትን መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ተኻይዶም Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ከምዝተኻየዱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብተን ኣዋርሕ ኣብ ለምዓት ኢኮኖሚ፣ ምዕባለ ቴክኖሎጂ፣ ዓለም ለኸ…
ስፓርት ሃዋሳ ከተማ ንመቻል ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንመቻል 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ። ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዓሊ ሱሌማን፣ ተባረክ ሄፋሞን ኣቤኔዘር ዮሃንስን ኣመዝጊቦምወን። ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ ምንይሉ…
ስፓርት ልዑል ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ኢንተር ሚላን ምስ ፒኤስጂ ኣብ ሙኒክ Gebremariam Weldegerima May 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያዝ ኣሬና ጣልያናዊት ጋንታ ኢንተርሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂ ምሸት ሰዓት 4 ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ጀርመን ከተማ ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያንዝ አሬና ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ Gebremariam Weldegerima May 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ሓቲቶም። ፍርያት ድንሽ ካብ ኢኮኖሚያዊ ረብሑኡ ሓሊፉ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዕዙዝ ኣበርክቶ ከምዘለዎ ተመራመርቲ ዓውዲ ሕርሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ መዓልቲ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ትካላትን ማሕበራትን ፌዴራል ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ትካላትን ማሕበራትን ፌዴራል 2ይ መዓልቲ ውዕሎኡ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብ ሸውዓተ ጉጅለ ተኸፋፊሎም ትማሊ ኣብ ኣጀንዳ ሓሳባቶም እናዘተዩ ዝነበሩ ተዛተይቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ብኣባላት ጉጅለኦም ዝተኣኻኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ደሴ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን Gebremariam Weldegerima May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽበረላ ከተማ ደሴ ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን፡፡ ኣብ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ሙዚየም ኣይተ ኣንዷለም ግርማይ ከምዝገለፁዎ፤…