ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 መድረኽ ፎረም ጣና ተኸምቢቱ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ኣዲስ ኣበባን ክሳለጥ ዝቐነየ መበል 11 ፎረም ጣና ተኸምቢቱ። እቲ መድረኽ፥ “ኣፍሪካ ኣብ ተቐያያሪ ሉላዊ ሰርዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፍሪካ ኣብ ስርዓት ዓለም ተረባሒት ምግባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ግብርና ናብ ኢንዱስትሪ ንዝግበር መሓውራዊ ሽግግር ዓውዲ ኢነርጂ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ግብርና ናብ ኢንዱስትሪ ንዝግበር መሓውራዊ ሽግግር ዓውዲ ኢነርጂ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፥ ዑደት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኮይሻ” ብዝብል ርእሲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካብ ሙዚዬም ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት …. Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሙዚዬም ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ትማሊ ምሸት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ቤት ፅሕፈት ዓቃቤ ሕጊ ፓሪስ ከምዝበሎ፥ እቶም ውልቀ ሰባት ዝሰረቕዎም ክባራት ገይፃ መይፂ ብምሓዝ ካብ ሃገር ክወፅኡ ክብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን። ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን፣ ኢንስቲትዩት መርምር ኣርማወር ሃንሰንን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ማእከላዊ ክልል ኢትዮጵያን ምስ ዞባ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብ20 ሚሊየን ብር ዘህነፆም ኣባይቲ ንተረባሕቲ ኣረኪቡ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ቢሮ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን እቲ ክልል ብምትሕብባር ብ20 ሚሊየን ብር ዘህነፆም ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት ኣረኪቡ። ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ እቲ ቢሮ ሙክታር ሳሊህ፥ እቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ፖለቲካ ንምዝማን ኣብ መንጎ ንሕንሕን ምትሕብባርን ሚዛን ምሕላው የድሊ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ፖለቲካ ንምዝማን ኣብ መንጎ ንሕንሕን ምትሕብባርን ሚዛን ምሕላው የድሊ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣባላት ቤት ምኽሪ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ክልል ኣምሓራ መድረኽ ዘተ…
ስፓርት ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ዝተፃወታ ክልቲአን ጋንታታት ቼልሲ ብኣሌሃንድሮ ጋርናቾ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኢሲዶርን ታልቢን…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ሲዳማ ቡና ያሬድ ባዬህ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቅድም ክብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ልምዓት ኣቮካዶ ብፍሉይ ትኹረት ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 15፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ቀፃሊ ብፍሉይ ትኹረት ካብ ሞንጎ ዝስረሐሎም ሓደ ልምዓት ኣቮካዶ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡ ንዝቕፅሉ 15 ዓመታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ፕሮግራም ልምዓት ኣቮካዶ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ንዜጋታት ምቹው ሜላ ናብራ እናፈጠረ ይርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሐ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ተወሳኺ ምስሊን ፅባቐን ሂቡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልግና ብምዃን…