ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ዓሌት ኮቪድ-19 ዴልታ ልዑል ጉድኣት እናስዐበ ይርከብ – ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ዓሌት ኮቪድ-19 ዴልታ ልዑል ጉድኣት እናስዐበ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ተዛሪቦም።
ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ብፍላይ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ምስፍሕፋሕ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ በቲ…