ባንግላድሽ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ን18 ኣዋርሕ ዝዓፀወቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ከፊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባንግላድሽ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ን18 ኣዋርሕ ዝዓፀወቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ከምዝኸፈተት ተገሊፁ።
እተን ን1 ዓመትን 6 ወርሒን ተዓፂየን ዝነበራ ኣቢያተ ትምህርቲ ዳገም ተኸፊተን ዘለዋ፥ ዝርገሐ እቲ ለበዳ ቫይረስ እናነከየ ስለዝመፅአ…