Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ህንፀቱ ን10 ዓማውቲ እናተጓተ ዝፀንሐ ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ስምምዕነት ሰነድ ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኡባህ ኣደምን ተወካሊ ኮንስትራክሽን ኤቢ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንነቨስትመንተ ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሀምቢሳ ምስ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ርክብ ቤት ምኽሪ ንግዲ ግሪክ ኒሎላዎስ ቫዚሎ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንነቨስትመንተ ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ሰብ ሃፍቲ ግሪክ ኣብ ዓውዲ…

ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ እንትርእይ ሓበሬታ ምሃብ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ እንትርእይ ሓበሬታ ምሃብ ከምዘለዎ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ዝረአ ዘሎ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ንምክልኻል ግብረ ሓይሊ በምጥያሽ ናግ ተግባር ምእታዉ ይፍለጥ። ብብርኪ…

ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ 2021/2022 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ። ካብ ምድብ 5 ክሳብ ምድብ 8 ዝርከባ ጋንታታት ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ምድብ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት 1 ሰዓትን 45…

ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ግብረ ራዕዲ ዘስፋሕፍሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ግብረ ራዕዲ ዘስፋሕፍሕ ኣካይዳ ከምዝኾነ በዓል ሞያ ሕጊ ኣይተ ውብሸት ሙላት ገሊፆም። ኣይተ ውብሸት ብፍሉይ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኣሜሪካ ብቕሉዕ ግብረ ራዕዲ ከምትቃለስ…

መሰልጠኒ ጦላይ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ማእኸል መሰልጠኒ ላዕለዋይ በዓል ፍሉይ ጦላይ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሓላፊ ዋና መምርሒ ሓይሊ ሰብ ሕብረት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ሃጫሉ ሸለማን ዋና ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ…

በዓል ሓዱሽ ዓመት ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ከምዝተኸበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ከምዝተኸበረ ግብረ ሓይሊ ፀጥታ ገሊፁ። እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ብኣካላት ፀጥታ ንዝተፈፀሙ ተግባራት ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበሩ በዓላት ሰላማዊ ኮይኖም ንክዛዘሙ ብምግባር ክድገም ይግባእ…

ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ ክብላ ሚኒስቴር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወርቅነሽ ብሩ ተዛሪበን። ወይዘሮ ወርቅነሽ ምስ ግዜኢ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ሰላምን ሓድነትን ሃገርና…

ንዲፕሎማተኛታት  ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ጉዳያት ወፃኢ  ንዲፕሎማተኛታት  ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ስልጠና ን10 ተኸታተልቲ መዓልታት ዝወሃብ እንትኸውን ኣብቲ ስልጠና ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊን ቀጠናዊን ኩነታትን ካልኦትን ዝምልከቱ ትሕዝቶታት ከምዝድህሰሱ ተገሊፁ።…

ባንግላድሽ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ን18 ኣዋርሕ ዝዓፀወቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ከፊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባንግላድሽ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ን18 ኣዋርሕ ዝዓፀወቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ከምዝኸፈተት ተገሊፁ። እተን ን1 ዓመትን 6 ወርሒን ተዓፂየን ዝነበራ ኣቢያተ ትምህርቲ ዳገም ተኸፊተን ዘለዋ፥ ዝርገሐ እቲ ለበዳ ቫይረስ እናነከየ ስለዝመፅአ…