ሓዱሽ ዓመት ካብ ዘጋጠሙና ፈተናታት ወፂእና ዓወት ንምምዝጋብ ብትኹረት ንሰርሐሉ ኢዩ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ቅድሚ ሕዚ ካብ ዘጋጠሙና ፈተናታት ወፂእና ዓወት ንምምዝጋብ ብፍሉይ ትኹረት ንሰርሐሉ ኢዩ ክብሉ ርእሰ መምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር በዓል ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ምኽንያት…