ተመሃሮን መምህራንን ዝሰርሕዎ ፈጠራ ስራሕ ናብ ዝተመሓየሸ ብርኪ ንክበፅሕ ደገፍ ክግበር እዩ -ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረከባሉ መበል 10ይ ብብርኪ ከተማ ተመሃሮን መምህራንን ስራሕ ፈጠራ ሳይንስ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ፡፡
እቲ ዓውደ ምርኢት"ዕውት ፈጠራ ስራሕ ንትጉህ ወለዶ ብልፅግና ሃገር " ብዝብል መሪሕ…