ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 437 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)437 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጉጂ 2 ሺሕን 858 ፍረታት ጥይት ክላሽንን ብሬንን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ፣ ጎሮ ዶላ ወረዳ፣ ቢታታ ቀበሌ ሰላም ንምዝራግ ተግባር ክውዕሉ ዝነበሩ 2 ሺሕን 858 ፍረታት ጥይት ክላሽንን ብሬንን ተታሒዞም። እቶም ጠያይቲ ታርጋ ቁፅሪ 35819A.A ብዝኾነ ኣይሱዙ መኪና ተፃዒኖም ናብ ነገሌ እንትጎዓዓዙ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ኣብቲ ነባር ዝነበሩ ክፍተታት ብምምላእ እቲ ዓውዲ ዘዘምን ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ፅሬት ትምግርቲ ዘረጋግፅ፣ እቲ ስርዓተ ትምህርቲ ምስ ኢኮኖሚ ንኽጠዓዓምን እቲ ዓውዲ ብቴክኖሎጂ ክዝምንን ዝገበር ምዃኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሚኒቴር ኣፍሊጡ። እቲ ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዝነበረ ስርዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራሪ ጁንታ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዓፋር እንተቐተለ እውን ንሕና ግን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ነድሕን ኣለና-ክልል ዓፋር Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር ወራሪ ጁንታ ኣብቲ ክልል ወረራ ብምፍፃም ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዓፋር እንተቐተለ እውን ንሕና ግን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ነድሕን ኣለና ከብል ገሊፁ። ነዚ ድማ ንሓው ህዝቢ ትግራይ ክበሃል ህይወት ኣድሕን ሰብኣዊ ሓገዝ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ከተማ ደሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴ ኣብ እዋናዊ ኣጀንዳታት ወፍሪ ህልውና ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፣ ብሚኒስትር መዓርግ ኣተሓባባሪ ህንፀት ሰርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር አለሙ ስሜ ከምኡወን ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ካፋ 223 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ካፋ 223 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግባሩ መምርሒ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኣየተ መስፍን ተስፋየ ከምዝገለፁዎ፥ ካብቲ ዞባ ንሰራዊት ምክልኻል ዝተበርከቱ ሰንጋታት ካብ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ልዕሊ 227 ቢሊየን ብር ውዕሊ ፕሮጀክት መገዲ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ልዕሊ 227 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም 129 ህንፀትን 30 ከቢድ ፅገና መገዲን ስምምዕነት ውዕሊ ፕሮጀክት መገዲ ከምዝተፈፀመ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዘጓዓዓዞ ኣፅዋር ንሃደና ዝውዕልን ግቡእ ፍቓድ ይሕለፍ ዘማለአን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዘጓዓዓዞ ኣፅዋር ንሃደና ዝውዕል፣ ሕጋዊን ግቡእ ፍቓድ ይሕለፍ ዘማለአን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ወኪል ዜና ሱዳን ሱና፥ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ምሸት ናብ ሱዳን ዘእተዎ ዘይሕጋዊ ኢዩ ተባሂሉ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምትሕብባር ካልኣይ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተጣይሹ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር አፈወርቅ ካሱ፥ እዋኑ ዘሓቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝሃ ባህል፣ ብዝሃ ቋንቋ፣ ብዝሃ እምነት፣ ብዝሃ…