ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣካላት ፀፅታን መንግስቲን ኣብቲ ክልል ዝካየድ መረፃ ሰላማዊን ፍትሓዊን ኮይኑ ክዛዘም…