ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉያት ሓይሊን ኣባላት ፖሊስን ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ፍሉያት ሓይሊን ኣባላት ፖሊስን ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ሙሐመድ አሊ÷ ናይ ሃገር ሓድነት ንምርግጋፅ ኣብ ግንባር ንዝተሰለፉ ሓይሊታት ፀፅታ ዝግበር ኩለ መዳያዊ ድጋፍ ተጠናኺሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ከበል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህረቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ነቲ ከፍተታት ዝመልእን ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸን ከምዝኾነ ሓቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ። ኣብ ከይዲ እቲ ምዝገባ ብዝተርኣዩ ጉድለታት፣ ብዝቐረቡ ኣቤቱታታትን ፀገማት ፀፅታን ምኽኒያት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ዘይተኻየደሎም…
ቢዝነስ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት ምስ መንግስቲ ዝገበሮ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማህበር ክሳብ ሐዚ ብዝፈፀሞ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን በዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት መተሓባበሪ ማእኸል ህፁፅ ግዜ ኮሚቴ ሚኒስቴራት ዘተ ኣካይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ስሩዕ ዘተ፥ ሰብኣዊ ድጋፍ ዘለዎ ብርኪ፣ ኣፈፃፅማ ኣብያተ ዕዮ፣ ፍሉይ ትኹረት ንዘድሊዮም ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም። ዳይሬክተር ጄነራል እቲ ትካል ኮማንደር ጥላሁን ፀጋዬ ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ናብ መ፪ቃብሮም ክሳብ ዝኣትዉ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ህልውና ወፍሪ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ-መንግስቲ ክልል ሃረሪ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላከያ ሰራዊት ሓዊሱ ኣብ ወፍሪ ምርግጋፅ ሀልውና ተሰሊፎም መስዋእትነት ዝኸፍሉ ዘለዉ ሓይሊታት ፀፅታ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ ክበል መነግስቲ ክልል ሃረሪ ገሊፁ። ግብረ ራዕዲታት ህወሓትን ሸኔን ሃገርና ንምፍራስን ህዝቢ ንምውራድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ደም ንምልጋስ ዘርኣዮ ፍቓደኝነትን ደም ናይ ምልጋስ ታሪክ ዝለወጠ ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ ደም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ደም ንምልጋስ ዘርኣዮ ፍቓደኝነትን ደም ናይ ምልጋስ ታሪክ ዝለወጠ ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኣይተ ያረጋል ባንቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝህልዉ ሰላምን ዕብየትን ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሽርክንኣ ክተርእይ ከምዘለዋ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)እስትራቴጂካዊ ከባቢ ኣብ ዝኾነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝህልዉ ሰላምን ዕብየትን ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሽርክንኣ ክተርእይ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ናይ ኢትዩጵያ ሃይማኖት ትካላት ጉባኤ ናይ ኣሜሪካ ቅርንጫፍ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ንሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቶም ሚዲያታት ነቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝሕግዙ መረዳእታታት ብምሃብን ናይ ተግባር ስራሕ ብምስራሕን…