Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኅኽበር ምድላው ተዛዚሙ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽር በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ናብ ስራሕ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ በዓል ብሰላም ንኽኽበር ምስ ሰራዊት ምክልኻል፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት…

ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ኣብ ዝተኣዘዙ ዜጋታት ወፃኢ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊነት ንምዕሳል ዝተወሰነ፤ ንካኻልኦት እውን ትምህርቲ ዝህብ ኢዩ – ኣምባሳደር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሰርሑን ካብ ዝተዋፈሩሉ ዕላማ ወፃእ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድእ ተግባር ተዋፊሮም ዝተረኸቡን ሸውዓት ዜጋታት ወፃኢ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊነት ንምዕሳል ዝተወሰነ፤ ንካኻልኦት እውን ትምህርቲ ዝህብ ከምዝኾ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር…

ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ሕጋዊ ገይርካ ምጥቃምን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ዘብፅሑዎ ጉድኣት ዝድህስስን ኣንፈት መፍትሒ ዝሕብርን መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ሕጋዊ ገይርካ ምጥቃምን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ኣብ ከባቢ ተፈጥሮ ዝበፅሑ ገበናት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡሉ ብርኪን ዝድህስስን ኣንፈት መፍትሒ ዝሕብርን መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም። ዶክተር ፍትህ፥ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ኮንግረስ መረፃ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባ ሓሙሽተ ኢዮም ንኡጋንዳዊ ሕፁይ 6 ብ3…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባለት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፥ 1- ም/ርእሰ ምምሕዳር፦ ኤላማ አቡበከር 2-  ብም/ርእሠ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ጉዳያት ሰናይ መምሕዳር ፦ አህመድ መሀመድ ሁሴን 3-…

ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ክልል ሶማሌ ስርዓት ኣወሃህባ ድምፂ ተዛዚሙ – ወ/ሪት  ብርቱካን ሚደቅሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ክልል ሶማሌ ስርዓት ኣወሃህባ ድምፂ ተዛዚሙ ክብላ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ወ/ሪት  ብርቱካን ሚደቅሰ ኣፍሊጠን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ዜጋታት ዴሞክራሲና ምሉእ ዝገብር ምርጫ ኣካይዶም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20  መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ምርጫ ብእዋኑ ምፍፃም ዘይከኣኡ ሎሚ ዴሞክራሲና ሙሉእ ዝገብር ምርጫ ኣካይዶም ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ምንም ዓይነት ፀገም ፀፅታ እንተየጋጠመ፥ ድምፆም ንደለይዎ ሕፁይ ፖለቲካ ብምሃብ ናይ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1 በየነ ባራሳ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን እቲ ክልል ኣይተ መስፍን ቃሬ ሓላፊ ቢሮ…

ኣይተ ኣወል ኣርባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ እቲ ክልል ንኣይተ ኣወል ኣርባ ርእሰ ምምሕዳር ገይሩ መሪፁ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ ንኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪእቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ። መይረም መሓመድ ኣሓው ድማ ምክትል ኣፈጉባኤ ኮይነን ተሾይመን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…