Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ወራቤ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወራቤ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል ካልኣይ ጊዘ ኢዩ ተምሃርኡ ዘመርቕ ዘሎ። ቤተሰብ ተምሃሮ ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ ተረኺቦም። ብብርሃኑ ጋሻውን ጀማል ከዲሮን እዋናዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ልኡል ስዑዲ ዓረብ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ልኡል ስዑዲዓረብ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ምክልኻል እታ ሃገርን ሞሃመድ ቢን ሳልማን ቢን ኣብዱልኣዚዝ  ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊን ናይ ሓባር ጉዳያትን ምልዛቦም ጋዜጣ ስዑዲ…

ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ 5 ሺሕን 726 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ 5 ሺሕን 726 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 13 ጊዘ ዘመርቕ ዘሎ እንትኸውን፥ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ዘመርቕ ዘሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ታከለ ታደሰ፥ ኣብ ዋና…

ለበዳ ኮቪድ 19 ሐዚ ‘ውን ብልዑል ኩነታት ኣብ ምስፍሕፋሕ ይርከብ-ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጥዕና  ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ ብምዃን ኣብ ጣቡያታት ጥዕና የካን ካዛንቺስን ዘሎ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ክታበት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ዑደት ገይሮም። እተን ሚኒስትር፥ ሕብረተስብ…

መናእሰይ ከተማ ጎንደር ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝተሰለፈ ሓይሊ መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ጎንደር "ደጀን ንኢትዮጵያ” ብዝብል ምንቅስቓስ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝተሰለፈ ሓይሊ መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ወለንታውያን መናእሰይ፥ ካብ ማሕበረሰብ እታ ከተማ ዘተኣኻኸቡዎ መኣዲ፣ ዝተፈላለዩ ክዳውንቲን መሐለዊ ፅሬትን ሓገዝ…

ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ዘበረታትዑ ምምሕያሻት ፖሊሲ ተገይሮም ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ዘበረታትዑ ምምሕያሻት ፖሊሲ ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ጉባኤ ምትሕብባር ኢንቨስትመንት ጀርመን-ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ብኣካቢነት መራሂተ መንግስቲ ጀርመን ኣንጌላ…

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድጋፍ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል መድረኽ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሃገሮም ንምድጋፍ ዝገብሩዎ ኣስተዋፅኦ ኣጠናኺሮም ንምቕፃል ቃል ኣቲዮም፡፡…

ጉጅለ ልኡኽ ኣንጎላ ኣብ ዘፈር ሎጂስቲክስ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣንጎላ ተቐቢሉ ኣብ ዘፈር ሎጂስቲክስ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም። እቲ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ዘፈር ሎጂስቲክስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣሰራርሓ፣ ተሳትፎ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ፣ ፀገማት እቲ ዓውዲን እናተፈትሑ…

ቴክኖሎጂ ንምዕባይ ዝዳለዉ ዓለም ለኸ ጉባኤታት ትካላት ምርምር ረብሐኦም ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርምራት ሳይንስ ቴክኖሎጂን ንምዕባይ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝዳለዉ ዓለም ለኸ ጉባኤታት ትካላት ምርምር ረብሐኦም ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ብኣሰናዳእነት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ዶክተር ሱብራማንያ ጄይሻንካር ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ህንዲ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ኣብ መትከል ዝተደረኸ…