ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲኦን ጢሞቴዎስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተሃነፅቲ ሕጊ ዝተመሓየሸ ይኹን እምበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኻት ህወሓት ሕጋዊ ስጉምቲ ይውሰደሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህወሓት ዝለኣኣኹ ውሽጣዊ ባንዳታት ብምፍላይኣድላዪ ስጉምቲ እናተወሰደሎም ከምዝርከብ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣፍሊጡ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ፥ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲን ነበርቲን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም…
ኮሮናቫይረስ ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ኣይኮነን – ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ከምዘይኮነ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ክታበት ኮቪድ ዝወሰዱ ትሕቲ 3 ሚኢታዊ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ እታ ኣህጉር ከምዝኾኑ ማእኸል ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ 170 ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን መንግስቲ እቲ ክልል ተመሪቖም። እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ዝተኻየደ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ቀዳማይ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ። 'ነፃነትና ንልምዓትና' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተጀመረ ባዛር፥ ልዕሊ 200 ኣፍረይቲን ነጋዶን ተሳቲፎም፡፡ እቲ ማሕበር ልምዓት ምስ ፕሮሞሽን ኢላ ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ፡፡ ሰራሕተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ንፋስ መውጫ ጨንፈር ዩኤስ ኣይ ዲ ብግብረ ራዕዲ ተዘሪፉ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ ጋይንት ከተማ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ኣብ ጨንፈር ዩኤስ ኣይ ዲ ዝኾነ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤፍ-ኤች ኢትዮጵያ ንብረቱ ብግብረ ራዕዲ ዕንወትን ዘረፋን ከምዝተፈፀመሉ ሓላፊ እቲ ትካል ተዛሮቦም። መካየዲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ ሓፂን ንዕዳጋ ክቐርብ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ ሓፂን ብሕጋዊ መገዲ ንዕዳጋ ብምቕራብ ኣታዊኡ ንምንግስቲ ክኸውን ተወሲኑ። እቲ ኣብ 13 ዝተፈላለዩ ቦታታት ተኸዚኑ ዝነበረን ብዋጋ ዘረጋግዕ ግብረ ሓይሊ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓለን ልዕሊ 1 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሰራዊት ዝኸውን ልዕሊ 2 ሺሕ ሰንጋ ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ህዝቢ እቲ ክልል ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝገብሮ ዘሎ ድጋፍ ንፀላእትና ሓደ ምዃንና ዘርኣየ ተግባራዊ ምላሽ ዝሃበ ከምዝኾነ ናይ ደቡብ ክልል ምክትል ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም-ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም ከብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምበሳደር ዲና ንኢፕድ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ኣኼባ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ኬንያን…