Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ደው ኢሎም-ዶክተር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝነብሩ ተወለድቲ ትገራይ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ደው ከምዝበሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣፍሊጦም። ናይ ትግራይ ተወለድቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ኢትዮጵያ ፀላኢ ከምዝኾነ ብኣግባቡ ተገንዚቦም…

ምሕደራ ሶፍትዌር ሓበሬታ ኣባይቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕደራ ሶፍትዌር ሓበሬታ ኣባይቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመሪቑ። እቲ ሶፍትዌር ብብርኪ ሃገር ኣተሓሕዛ ሓበሬታን ምሕደራን ተተሓሒዙ ዝረአ ሰፊሕ ክፍተት ብምምላእ ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተሓቢሩ፡፡ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም 42 ኣባላት ህወሓትን ሸኔን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ክሳብ ዝድምሰሱ ህዝቢ ዝጀመሮ ፃላኢ ወፍሪ ምምካትን ምቕባርን ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ። ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ጎጃም እዋናዊ ወፍሪ ህልውና ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት…

455 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)455 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ኣተሓሕዛ መረዳእታን ስርዓት ልውውጥን ሓበሬታ ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክመሓየሽ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣብ 2014 ዓ.ም ዝህሉ ኣተሓሕዛ መረዳእታን ስርዓት ልውውጥን ሓበሬታ ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክመሓየሽ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ነዚ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ምስ ሰብ ዋና እተን ትካላትን ሰብ…

ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ሓላፊ ታካል ዓለም ለኸ ስደተኛታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ተወካሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ባህሬንን ሓላፊ ትካል ዓለም ለኸ ስደተኛታትን ዝኾኑ የዓለም አቀፍ የስደተኞች መሓመድ ኣልዛርካኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብምትሕብባርን ብምውዳድን ሓቢርካ…

ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝድለ ውፅኢት ንምምዝጋብ ብቕዓት ኣመራርሓ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝድለ ውፅኢት ንምምዝጋብ ብቕዓት ኣመራርሓ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ ታርጌት ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናድኦ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዝገለፁዎ፥ ስራሕቲ ትምህርቲ ንምዕባይ በቢብርኩ ብቕዓት ዘለዎ…

ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዞባ ባሌ ወረዳ ሐረና ቡሉቅ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዞባ ባሌ ወረዳ ሐረና ቡሉቅ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ፥ ሕብረተሰብ ብዝገበሮ ተሳትፎን ኣካላት ፀፅታ ብዝገበርዎ ዝተዋደደ ስራሕን ኢዩ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…

ኣብ ታንዛኒያ ተኣሲሮም ዝነበሩ 100 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ብታንዛኒያ ኣቢሉ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝግበር ጉዕዞ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እናወዓሉ ንማእሰርቲ ከምዝተቓልዑ ይፍለጥ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 100 ኢትዮጵያውያን ኣለማየሁ ከተማ ብዝተብሃሉ ኢትዮጵያዊ ኢንጂነር ጃቢር…

ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና 200 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና 200 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድጋፍ ገይሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ቻይና ወታደራዊ ኣታሼ ሲነር ኮሎኔል ሆንግ ዣንግ፥ ቻይና ንኢትዮጵያ እትገብሮ ድጋፍ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም። ኣዛዚ…