Fana: At a Speed of Life!

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ምስ ሙስና ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ቡቤዬ ማይጋ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት መስ ዝተፈፀመ ሙስና ዕድጊት ኣውሮፕላን ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዕድጊት ኣውሮፕላን ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢብራሂም ኬታ ካብ ዝግባእ ንላዕሊ…

ነበርቲ ደቡብ ኦሞ ዞባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ይገልፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ደቡብ ኦሞ ዞባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰለማዊ ሰልፊ ይገልፁ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ኣብ ጅንካ ከተማ ዝተፈላለዩ መፈክራት ብምሓዝ ህይወቱ ገቢሩ ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ንምኽባር ዝዋደቕ ዘሎ መከላለከያ ሰራዊትን ሚሊሻን…

ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ትማሊ ምሸት ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ኣብ ዝተገበረ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ኣትሌት ሂሩት መሸሻ ኣብቲ ውድድር መበል ሻድሻይ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ብ3 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደባርቕ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደባርቕ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ጎንደር እቲ ማሕበር ኣይተ ኣታለል ታረቀኝ፥ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ንኣደታትን ህፃናትን ዝኸውን ሃናፂ ምግቢን ናውቲ መሕለዊ ፅሬትን…

ኣብ ኣርባ ምንጭ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባ ምንጭ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብረ ነበርቲ ኣርባ ምንጭን ከባቢኣን ተሳቲፎም። ኣብቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን…

ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ዝበላ ፈተውቲ

ንኢትዮጵያ ምድጋፍ እምበር ኣብ ውሽጣወዊ ጉዳይ ኢድካ ምእታው ተቐባልነት የብሉን ክብላ ኣብ መድረኸ ዓለም ተኻቲዐናላ። እተን ሃገራት ብዝኾነ ይኹን ሓገዝ የማናይ ኢዳ ከምዝኾና ኣረጋጊፀን ኢየን። አይረሴዎቹ የችግር ቀን ደራሾች ሲሉ ኢትዮጵያውያን በማወደስ አመስግነዋቸዋል ኢትዮጵያውያን፥…

ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ክትፈትሕ ይግባእ-ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ክትፈትሕ ይግባእ ክብላ ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ገሊፀን። ቀወምቲን ተቐያየርቲን ኣባል ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝዘተየ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት  ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ…

ኢትዮጵያ ሕገ-መንግሥታዊ ስርዓት ንምሕላው እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር

ኣዲስ ኣበባ፣  20 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕገ-መንግሥታዊ ስርዓት ንምሕላው እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን  ሳልቫኪር ማያርዲት ገሊፆም። ሓላፊት ቋንቋታት ወፃኢን ዲጂታል ሚዲያን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር  ቢልለኔ ስዩም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ…

ክሕደት ዝፈፀሙ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ብፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሃገርን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ክሕደት ብምፍፃም ልዑል ጉድኣት ዘብፅሑ ኣባላት ሰራዊት ሃገር ክሳብ 18 ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተመሓላሊፉዎም። ቀዳማይ ቤት ፍርዲ ጦር እዚ ደቡብ ኣብ ዝወዓለ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ 10 ተኸሰስቲ…

ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ብቱኒዚያ ኣቢሉ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ውድቂ ንኽግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ብቱኒዚያ ኣቢሉ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝቐረበ ረቂቕ ውሳነ ሓሳብ ውድቂ ንኽግበር ተሓቲቱ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምስ ኣምባሳደራት…