Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ሓገዝ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብዘየውድቕ መልክዑ ክኸውን ኣለዎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሓገዝ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብዘየውድቕ መልክዑ ክሳለጥ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም፡፡ ስለዝኾነ…

ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚልን ሚኒስትር ሰራዊት…

ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ሓዱሽ ዘዳለዎ ኣርማ እቲ ትካል፣ ደምቢ ክዳንን መዓርግን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ሓዱሽ ዘዳለዎ ኣርማ እቲ ትካል፣ ደምቢ ክዳንን መዓርግን ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ዝዋይ ኣመሪቑ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ቤት…

ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንወፍሪ ህልውና ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንወፍሪ ህልውና ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ። ሕብረተሰብ ገንዘባዊ ሓገዝን ምድላው ስንቂን ዝገበሮ ርብርብ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ብርሃኑ ታየ ሓቲረቶም፡፡…

ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ምልምል ሰልጠንቲ ፍሉይ ሓይሊ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ምልምል ሰልጠንቲ ፍሉይ ሓይሊ የመርቕ ኣሎ። እቶም ሰልጠንቲ ኣብ ኮሌጅ ክልል ኣምሓራ ኢንስቲትዩት ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ጥሩ ብርሃን ዝተፈላለዩ ስልጠናታት እናወሰዱ ዝፀንሑ ከምዝኾኑ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

ሉሲ (ድንቅነሽ) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ኤክስፖ ንዑደት ክትቀርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉሲ (ድንቅነሽ) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ኤክስፖ 2020 ንዑደት ክትቀርብ ምዃና ተገሊፁ። ኤክስፖ ዱባይ 2020፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መጋቢት 1 ክሳብ 31 2022 ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ኤክስፖ ሉሲ (ድንቅነሽ) ንምርኢት…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታን ናፅታን ንምሕላው ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታን ናፅታን ንምሕላው ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፍ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ያንይ ዪ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ያንይ ዩ…

ኣብ ከተማ ደባርቕ 124 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ደባርቕ ኣብ መውፅኢን መእተዊን ኬላታት ብዝተገበረ ክትትል 124 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ደባርቕ ኣይተ ጌትነት ፀጋየ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብታ ከተማ…

452 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)452 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…