Fana: At a Speed of Life!

ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ እዚ ወታደራዊ  ቤት ፍርዲ ናይቲ እዚ ናይ ሰራዊት አባላት ኮይኖም ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ሂቡ። እቶም ኣባላት ሰራዊት ንሕገ-መንግስቲን ንሃገሮምን ዝኣተውዎ ቃል ኪዳን…

ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ኣብ ከተማ ጀንካ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ናይ ኩሎም ክልላትን ካብ ኩሎም ምምሕዳራት ከተማ ዝተመረፁ ሆስፒታላትን፣ ናይ ደቡብ ኦሞ ዞባ ሰብ ሞያ ጥዕና ተሳቲፎም።…

ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉራጌ ዞባ ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድገፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ነበትሪ እቲ ዞባ እቶም ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ሰባት ዘብፅሕዎ ዘለዉ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም።…

ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክብ ኩሎም ትካላት ሃይማኖት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ። እቲ ዘተ ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ…

ኣብ ነገሌ ከተማ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

 ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ጉጂ ነበርቲ ነገሌ ከተማን ከባቢኡን ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘካይዶ ዘሎ ጭፍጨፋ ኣይንዕገስን፤ ቀሬን ቄሮን ናይ ሃገር ዋልታ ኢዮም” ዝብሉን ወዘተን መፈክራት…

ኣምባሳደር ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ኣብ ሶማሊያ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትየጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ኣብ ሶማሊያ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ መህመት ይልማዝ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር አብዱልፈታህ ብዛዕባ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝመልከት…

ህወሓት ኣብ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ናይ ንግዲ ባንኪ ቅርንጫፍ ዘርፉ ናይ ሓለዋ ሰራሕተኛታት ቀቲሉ ከምዝኸደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ናይ ንግዲ ባንኪ ቅርንጫፍ ዘርፉ ናይ ሓለዋ ሰራሕተኛታት ቀቲሉ ከምዝኸደ ናይቲ ቅርንጫፉ ስራሕ መካየዲ ኣይተ ኣለምነው ስዩም ገሊፆም። ናይቲ ቅርንጫፉ ስራሕ መካየዲ ኣይተ ኣለምነው ስዩም ከምዝበልዎ፥ እቲ ግብረ…

ሓዱሽ ወግዒ“ፅናት ለሀገር ህልውና” ብዝብል ርእሲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ወግዒ“ፅናት ለሀገር ህልውና” ብዝብል ርእሲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ምጣነ ሃፍቲ፣ ስነ ልቦና፣ ኪነ ጥበብን ደሕንነትን ኣብ ዝብሉ ትኹረት ብምግባር ከምዝካየድ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር…

ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ካብ ኩሉ ከባቢታት ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ዝተሳተፍሉ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ጁንታ ብፅኑዕ ከምዘውግዙ ገሊፆም። ኣብቲ ሰልፊ ኣነ ናይ ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀን…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ላዕለዋይ ተፋሰስ ናይል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ላዕለዋይ ተፋሰስ ናይል ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኢትዮጵያ  ኣብ መንጎ ናይል ተፋሰስ ሃገራት  ፍትሓዊን ምኽንያታዊ ናይ ማይ  አጠቓቕማ መርህ…