Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራ ኣብ እኒ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ዘይሻራዊ ኣመሓዳሪ ንኽሽየም ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ኣብ እኒ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ዘይሻራዊ ኣመሓዳሪ ንኽሽየም ወሲኑ። እቲ መጋባእያ ውሳነ ዘመሓላለፎ፥ ዓቃቢ ሕጊ ብገበን ዝተረኸበ ወይ እውን ሕጋዊ ኣምሲልካ ምጥቃምን…

ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ወፍሪ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም። ውሩይ ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኪነ-ጥበብ ስራሕቱ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ሚሌ ኢዩ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ጉጅለ ስራሕቱ…

ኣባላት እቲ ኤጀንሲ ንሰራዊት ምክልኻል ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝልግሱ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝልግሱ ኣፍሊጦም። እቲ ሓገዝ ኣብ ፍቓድ ዝተመርኮዘ ከምዝኾነ ዝሓበሩ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

መንግስቲ ጀርመን ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብፃዕሪ ንኽድግፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንና ፈተውቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመን ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብፃዕሪ ንኽድግፍን ኣብ ዳግመ ህንፀት  ንኽሳተፍን ብደብዳበ ሓቲቶም። እቲ ደብዳበ ኣብ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ንጀርመን ዝወከሉ…

ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ሜይ ቢንት መሓመድ ኣልከሊፋ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ናይ ክልቲአን ሃገራት ሕውነታዊነት፣ ባህሊክብሪን ርክብን ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ኣድሂቦም…

ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ኤጀንሲ ዳይሳፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ካብ ዳያስፖራ ካብ ሓምለ ክሳብ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ተዛቲየን። ወይዘሮ ሙፈሪያት ኣብ ዘተአን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን። ሕበረት ኣውሮፓ…

መኽፈቲ ፕሮግራም ፓራሊምፒክ ጨዋታ ቶኪዮ 2020 ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝካየድ ናይ ፖራሊምፒክ ጨዋታ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ  ስነስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ብሔራዊ ፖራሊምፒክ ልዑኽ ጉጅለ ከምዝተረኸበ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ብሽፋን ገበርቲ ሰናይ ሽርሒ ዝሽርቡ ትካላት ዝቃወም ወፍሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽፋን ገበርቲ ሰናይ ሽርሒ ንዝሽርቡ ትካላት ዝቃወም ወፍሪ ተጠናኺሩ የቕፅል ኣሎ ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ፥ "ሓገዝ ምግቢ ንህወሓት ኣይሃብናን፤ እቲ ጉጅለ ሰሪቑ ክኸውን ይኽእል እንጂ" ዝብል መግለፂ…

ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ካብቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣረኪቦም። በዚ እውን ግምታዊ ዋገኦም 2 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ 55 ሰንጋታት…