ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ካብ መንበሪኦም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብጦርነት ምኽንያት ተፈናቒሎም ኣብ ደሴ ከተማ ንዝርከቡ ወገናት ኢዩ ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ድጋፉ ድማ ካብ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንወፍሪ ህልውና ካብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ንወፍሪ ህልውና ካብ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ጥራሕ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሰራሕተኛታት መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ሓደ ዓመት ዝኽፈል ናይ ሓደ ወርሒ መሃይኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግም ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሓገዝ ገይሩ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብዝገበሮ ወረራ ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ኢዩ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሬዳዋ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ ተመለስቲ ናይ ቀደም ሰራዊት ኣባላት ምፍናው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ ተመለስቲ ናይ ቀደም ሰራዊት ኣባላት ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ አህመድ መሃመድ ቡህ÷ ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር በህወሓት ግብረ ራዕዲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደሴ ነጋዶ ንተፈናቐልቲ ወገናት ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደሴ ነጋዶ ካብ ራያ ቆቦን ሰሜን ወሎን ዓፋር ክልልን ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሮም። 2 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ናይ ምሳሕ ግብዣ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ልዕሊ 110 ሺሕ ብር ወፃኢ ተገይሩ። ብኣንድነት ናሁሰናይ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተሓብኡ ፍርያታት እናተረኸቡ ብምዃኖም ሓበሬታ ንዝህቡ መበረታትዒ ስርዓት ክዝርጋሕ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተሓብኡ ፍርያታት እናተረኸቡ ብምዃኖም ሓበሬታ ንዝህቡ መበረታትዒ ስርዓት ክዝርጋሕ ኢዩ ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩ፣ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ጀሞ 6ይ ጨንፈፈር ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ኣይተ ሽኩር ሀይረዲን ብዝተብሃሉ ገባሪ ሰናይ ተሃኒፁ ኢዩ ስራሕ ጀሚሩ ዘሎ። ኣብ መዓልቲ 2 ሺሕ ሰባት ምምጋብ ዝኽእል ማእኸል…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣካዳሚ ፔዲያትሪክስ ኣሜሪካን ማሕበር ሆስፒታል ህፃናትን ብዘውፅኡዎ ፀብፃብ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ ኣብታ ሃገር ናብ 94 ሺሕ ዝፅግዑ ህፃናት በቲ ቫይረስ ተጠቒዖም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ንኽመፅእ መንእሰይ ህይወቱ እውን ብምስዋእ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽቶ ሊግ ብልፅግናን ሰላምን መናእሰይ ኢትዮጵያ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ። ኣብ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተረኺበን መልእኽቲ ዘመሓላለፋ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ኣላባ ንሳልሳይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኣላባ ንሳልሳይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። ምምሕዳር ዞባ ኣላባ ካብ ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ዘተኣኻኸቦ 4 ሚሊየን ብር፣ 172 ሰንጋታትን 39 ኣባጊዕን ኣጣልን፤ ኣመራርሓታት ሰራዊትን እቲ ዞባን፣…