Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ናይ ኣውሮፓ ህብረት ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ናይ ኣውሮፓ ህብረት ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ኣኔት ወበር ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጳያን ኣውሮፓ ሕብረትን ብዛዕባ ዘሎ ርክብን ተልእኾ እተን ፍልይቲ መልእኽተኛን  ምዝታየን ካብ ቤት ፅሕፈት…

646 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)646 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ናፍታሊ ቤኔት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣበ ዘተኦም ኣብ ክልቲኣዊን ኩ መዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ብተወሳኺ ከልቲኣወ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…

ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕላዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ሶማሊያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕላዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕላዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ሶማሊያ ኣዲዋ የሱፍ ራጌ ተዛቲዮም። ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ሶማሊያ ንቐፃሊ ብወታደራዊ ዓውዲ ንባዕላ ክኢላ ደው ንምባል ኣብ ክሊ እትገብሮ…

ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ስግኣት መጥቃዕቲ ሳይቨር ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ 2013 ዓ.ም ብዝገበሮ ፍተሸ ድሕንነት ሳይበር 60 ኣብ ዝኾኑ ትካላት ዝተፈጠሩ ተቓላዕነት መጥቃዕቲ ምፍላይ ከምዝኸኣለን እቶም ክፍተታት ክእረሙ ከምዝገበረን ገሊፁ። ሓላፊ ዲቪዥን ፍተሸን ግምገማን ድሕንነትን…

ፍፃመ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምትግባር ተላዒልና ኢና – ወፈርቲ ግምባር ወሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምትግባር ከምዝተለዓሉ ኣብ ግምባር ወሎ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ሃገር ንምድሓን ዝዘመቱ ዕጡቓትን ተዛሪቦም። ካብ ዝፈትዉዋ ሃገሮምን ካብ ዝርህርሁሉ ህዝቢን ብተፃራሪ ደው…

ኣብ ከባቢ ጉና ዝርከቡ ሓረስቶት ንሰለስተ መዓልቲታት ንህወሓት ብምውጋእ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፅሑሉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡበር ጎንደር ወረዳታት እስቴን ጉናን ከባቢ ዝርከቡ ሓረስቶት ንሰለስተ መዓልቲታት ንህወሓት ብምውጋእ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፅሑሉ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እምባ ጉና ከም መወርወሪ ተጠቒሙ ናብ ደብረ ታቦርን እስቴን ንምእታው ብምሕሳብ…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ብዙሓት ንጦርነት ምስላፉ ኣብ ትግራይ ህዝቢ ዘርኢ ንከይተርፍ ዘለዎ ድልየት ከምዘርእይ ዝተማረኹ ወታደራት እቲ ጉጅለ ራዕዲ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ብዙሓት ንጦርነት ምስላፉ ኣብ ትግራይ ህዝቢ ዘርኢ ንከይተርፍ ዘለዎ ድልየት ከምዘርእይ ዝተማረኹ ወታደራት እቲ ጉጅለ ራዕዲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ሕድሕድ ትግራዋይ ደቁ ንጦርነት ንከበርክት ዘገድድ እንትኸውን፥ ቆልዑ…

መንግስቲ ፀገማት ንምቕራፍ ዘለዎ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ – ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ምብራቕን ደቡብን ቀጠና ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ምብራቕን ደቡብን ቀጠና ኣፍሪካ መሓመድ ማሊክ ፎል ተዛቲየን። ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊን ሰብኣዊን ጉዳያት ከምኡ እውን ዘጋጠሙ ፀገማት…

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት…

ኣዲስ ኣበባ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም። እቶም ሰራሕተኛታት ካብ ወርሒ መሃየኦም ካብ 50 ክሳብ 100 ሚኒታዊ ንመክልኻል ሃገር ንምሃብ ከመዝወሰኑ ተገሊፁ። እኖታትናን ኣቦታትናን…