Fana: At a Speed of Life!

“ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር ሉዓላዊነታ ንምቕፃል ክንቃለስ ኢና” ምልምል ደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣   17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ናይ ቀደም ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር ሉዓላዊነታ ንምቕፃል ናይ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ክንቃለስ ኢና” ክብላ ኣብ  ጦላይ መሰልጠኒ ማዕኸል መሰረታዊ ናይ ውትድርና ስልጠና ዘርከባ ምልምል ኣባላት ደቂ ኣኒስቲዮ ገሊፀን። ንግዜኢ…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ግፍዒ ዝኹንን ሰልፊ ተቓውሞ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ስዑድ ዓርብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ማእሰርቲ፣ ግፍዒን መከራን ዝኹንን ሰልፊ ተቓውሞ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ስዑድ ዓረብ ተኻይዱ። ኣነ እውን ንወገነይ ድምፂ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ተቓውሞ፥ ኣብ…

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል ንመከላኸሊ ሰራዊት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል ንመከላኸሊ ሰራዊት ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦምን ደምን ለጊሶም። ህወሓት ምስ ሓድነት ኢትዮጵያ ዘይደሊዩ ፀላእቲ ብመዃን ኢትዮጵያ ንምብትታን ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ኮሚሽነር ወዶ አጦ…

ኣብ ኬኒያ እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ብ12 ሜዳልያታት ራብዓይ ደረጃ ካብ ዓለም ብምሓዝ ዝዛዘመ እቲ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ መንግስቲ ቻይና ዝተለኣኸሉ 300 ሺሕ ዶዝ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ መንግስቲ ቻይና ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተለኣኸ 300 ሺሕ ዶዝ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ተረኪበን። እቲ ክታበት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትጵያ ዥያዎ ዢዮዋን ንዶክተር…

ሩስያ ንመስመር ጋዝ ከም ፖሎቲካዊ ረብሓ እንተተጠቒማትሉ እግዳ ክስዕባ ከምዝኽእል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ሩስያ ነቲ ብዩክረይን ዝሓልፍ መስመር ጋዝ ክትዓፅዎ እንተፈቲና ኣብ ልዕሊኣ ተወሳኺ እገዳ ክግበር ከምዝኽእል ኣጠንቂቐን። ኣንገላ መርከል ናብ ርእሰ ከተማ ዩክረይን ከተማ ከይቭ ምብፃሕ ገይረን። ንፕረዚዳንት…

ጋይንት ካብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ነፃ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመከላከያ ሰራዊት፣ ኣምሓራ ፍለይ ሓይሊ፣ ሚሊሻ፣ ፋኖን ህዝብን ብዝገበርዎ ቃልሲ  ግብረ ራዕዲ ትህነግ ጉጅለ ኣብ ደቡብ ጎንደር ልዑል ኪሳራ በፂሑዎ። ናይ ደቡብ ጎንደር ዞባ ዋና አማሓዳሪ ቀለምወርቅ ምህረቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት…

ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ታደሰ ታከለን ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሪ ኣምፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቱ ንኢትዮጵያ ዝወከሉ ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ተሳቲፎም። ኣብ ውድድር 1500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ደርቤ…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ንልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ጅግጅጋ ዝርከብ ጉጅለ ልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ክልል ሶማሊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዝተሳለጡ ስራሕቲ…

ናብ ዓፋር ጥሒሱ ዝኣተወ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ዓፋር ጥሒሱ ዝኣተወ ጉጅለ ህወሓት ካብ ዝኣተወሉ እንተይወፅአ ንምድምሳስ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኮማንደር መሓመድ ሰናይ ገሊፆም። ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ምስ ሰራዊት ክልል ዓፋር ብምውዳድ ናብቲ ክልል ጥሒሱ…