ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ግፍዒ ዝኹንንን ሰልፊ ኣብ ዲግ ዲጋ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀበሌ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀመ ግፍዒ ዝኹንንን ሰልፊ ኣብ ዲግ ዲጋ ተኻይዱ። ኣብ ክልል ዓፋር ዛባ ፊንቲ ረሱ ቀበሌ ዲግ ዲጋ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ተቓውሞ፥ በቲ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ለውጢን ልምዓትን ኢትዮጵያ ብእኩይ ዕላማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይተዓናቐፍን Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሐሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ለውጢን ልምዓትን ኢትዮጵያ ብእኩይ ዕላማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘይተዓናቐፍ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሓይሊ ኣየር ኮሎኔል ተሾመ በዳዳ ገሊፆም። ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ንዝስልጥኑ ምልምል ወታደራት፥ ኣባላት ጉጅለ ኪነ-ጥበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ምግቢ፣ ናውቲን ክዳውንቲን ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሓገዝ ዝገበረ ተምሃሮ፣ መምህራን፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሮፌሰር መሓሙድ መሓመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅግጅጋ እንትበፅሕ፥ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣይተ ኢብራሂም ኢስማን፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሊ መለው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ህወሓት ካብ ምምካት ሓሊፉ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ሃገርና ክብ መጥቃዕቲ ንምሕላው ቁርፀኛ ኢና – ምልምል ወታደራት Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ህወሓት ካብ ምምካት ሓሊፉ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ሃገርና ክብ መጥቃዕቲ ንምሕላው ቁርፀኛ ኢና ክብሉ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማእኸል መሰልጠኒ ሰራዊት ቡልቡላ ዝርከቡ ምልምል ወታደራት ተዛሪቦም። ኣብቲ ማእኸል መሰልጠኒ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብዚ ብተወሳኺ 3 ሚኢቲ ኣጣል ኣረኪቡ። ሓላፊ ኣገልግሎት ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ኣይተ ዳንኤል ግርማ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ክሳብ ዝድምሰስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣባላት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ፍቅር ያሸንፋል ምፍናው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህልውና ሃገር ንምኽባር ኣብ ግምባር ንምስላፍ ድሉዋት ዝኾኑ ኣባላት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ፍቅር ያሸንፋል ምፍናው ተገይሩሎም። መስራቲን ዋና መካየዲ ስራሕን እታ ማሕበር ኣይተ ምስባህ ከድር፥ ከም ካልኦት ማሕበራትን ዓበይቲ ዓዲን ዕርቂ ክወርድን ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ራያ ንዝተሰለፈ ሰራዊት ምክልኻል 18 ሰንጋታት፣ 122 ኣባጊዕን 7 ኣጣልን ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ጃማን ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ባሶና ወረናን ከምኡ እው ከተማ ደሴ ኣብ ግምባር ራያ ንዝተሰለፈ ሰራዊት 18 ሰንጋታት፣ 122 ኣባጊዕን 7 ኣጣልን ሓገዝ ኣበርኪቶም። ምክትል ኣዛዚ ማእኸላይ እዚ ንሎጂስቲክስ ብ/ጀ ሻምበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ብምግባር ህዝባዊ ደጀንነቱ እናርአየ ከምዝኾነ መተኣኻኸቢን መተሓባበሪን ሓገዝ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ብግብረ ራዕዲ ትህነግ ተንካይነት ከም ሃገር ዘጋጠመ ፈተና ንምውፃእ ህዝቢ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 5 ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። ሓላፊ ዘፈር ቁፅፅር ትራፊክ መምህርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኮማነድር ዑመር ከራሞ ንጣቢያና ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ክልተ ናይ ፅዕነት መኻይን ዕንፀይቲ…