ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ህወሓት ሌ/ኮ ገብረህይወት በጋሳይ ኣብ ግንባር ኢዱ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓት ሌ/ኮ ገብረህይወት በጋሳይ ኣብ ግንባር ብዝበፅሖ ከቢድ ክሳራ ንመከላከያ ሰራዊት ኢዱ ሂቡ። ሌተናል ኮሎኔል ገብረህይወት ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን 4 ዝተፈላለዩ መታወቂያታት ሓዊሱ ብሓሽሽ ዝተለወሱ ብስኩታት ሒዙ ከምዝተረኸበ ካብ ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደባርቕ ዩኒቨርስቲ 875 ተምሃሮ ኣመሪቑ ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደባርቕ ዩኒቨርስቲ ንካልኣይ ግዘ ብስሩዕ መርሃ ግብዲ ዘሰልጠኖም… Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደባርቕ ዩኒቨርስቲ ንካልኣይ ግዘ ብስሩዕ መርሃ ግብዲ ዘሰልጠኖም 875 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ ኣመሪቑ። ፕሬዝዳንት እቲ ዩኒቨርስቲ ዶክተር ጀጃው ደማሙ፥ ተመረቕቲ ተምሃሮ በዝተፈላለዩ ፀገማት ከይተበዳህኹም ንምረቓ ምብቃዕኹም እንኳዕ ደስ በለኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሃገር ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይረን Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሃገር ምክልኻል ሃገር 230 ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ገንዘብ ድጋፍ ገይረን። ናይ ሃገር ህልውና ንምቕፃል ደምን ዓፅምን እናገበረ ዘሎ ሰራዊት ደጀን ብምዃን ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ” ብዝብል ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ጉያ ኣብ ሶዶ ከተማ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ” ብዝብል ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ጉያ ኣብ ሶዶ ከተማ ተኻይዱ። ናይ ደቡብ ክልል ስፖርት ኮሚሽን ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ብሩ ቡናሮ፥ ዕላማ እቲ ጉያ ሃገርና ካብ ሓያላን ሃገራት ወፃኢ ካብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሀን ዝበፅሐ ጭፍጨፋ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ሚሌ ከተማ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሀን ዝበፅሐ ጭፍጨፋ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ሚሌ ከተማ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ጉጅል ራዕዲ ህወሓት ኢትይጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ምፍጭርጫር ከምዘይሳኻዕ ናይ ዓፋር ህዝቢ ብሓድነት ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ንምጥፋእ ከምዝሰርሕ…
ስፓርት ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ። እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ጀርመን ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ጉዲና ኣቶምሳ ቤተ ክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራ ሓገዝ ተገይሩ። አቲ ምምሕዳር ንስድራ 8 ህይወቶም ዝሰኣኑ ነበርቲ ኢዩ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰጠማ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰጠማ ሎሚ መዓልቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጋቲራ ተባሂላ ኣብ ትፅዋዕ ከተማ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን እታ ወረዳ ኣይተ ሑሴን በድሩ ተዛሪቦም፡፡ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ማእኸል መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ሑመራ 12 ግዘ ፈተነ መጥቃዕቲ ይግበር እምበር ተደምሲሱ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ሑመራ 12 ግዘ ፈተነ መጥቃዕቲ ይግበር እምበር ብህዝቢን ኣካላት ፀፅታን ከምዝተደምሰሰ ኮሎኔል ደመቀ ዘውዱ ገሊፆም። ኮሎኔል ደመቀ ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እቲ ጉጅለ ዳግም ብወገን ሑመራ መጥቃዕቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩጋንዳ ፍቓድ ልዕሊ 50 ሲቪክ ማሕበራት ኣጊዳ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩጋንዳ ፍቓድ ልዕሊ 50 መንግስታዊ ዘይኮኑ ሲቪክ ማሕበራት ከምዝኣገደት ተገሊፁ። እቶም ሲቪክ ማሕበራት መንግስቲ ዘውፀኦም ደምቢታትን ኣሰራርሓታትን ስለዝጠሓሱ ምዃኑ ተሓቢሩ፡፡ እቶም ትካላት እዋን ዝኣተዉዎ ውዕሊ ካብ ምዝዛሙ ብተወሳኺ ኣድላዪ…