ግብረ ራዕዲ ህወሓት “ኢትዮጵያ ከፍርስ ኢያ” ምንቅስቓስ ናይ ሃገር ክሕደት ከምዝኾነ ናይ ጌታቸው ረዳ ሓው ሃይለ ረዳ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት “ኢትዮጵያ ከፍርስ ኢያ” ምንቅስቓስ ናይ ሃገር ክሕደት ከምዝኾነ ናይ ጌታቸው ረዳ ሓው ሃይለ ረዳ ገሊፆም።
ኣብ ዓፋር ክልል ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ዜጋ መምህር ሃይለ ረዳ፤ ግብረ ራዕዲ ህወሃት ናይ ትግራይ ህዝቢ ምስ…