ኢትዮጵያ ዘድሊያ ብዝፍጠሩ ፀገማት እንተይተሰዓረ ናይ ፅባሕ ብሩህ ተስፋኣ ጋህዲ ዝገብር ኣመራርሓ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘድሊያ ብዝፍጠሩ ፀገማት እንተይተሰዓረ ናይ ፅባሕ ብሩህ ተስፋኣ ጋህዲ ዝገብር ኣመራርሓ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ላዕለዎት…