ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ንመሃብ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ትምህርቲ ምዘናን ፈተናታትን ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ንመሃብ ምድላዋቱ ከምዝዛዘመ ገሊፁ።
ብመዘሰረት እዚ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ካብ ጥቅምቲ 29 ክሳብ 2 ሕዳር…