ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ወሲኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ወሲኖም።
እቶም ሰራሕተኛታት ንዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ብምሃብን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድጋፍን ዓሊሞም ኢዩ እቲ ናይ ሓደ ወርሒ መሃያ…