ካብ ባሌን ምዕራብ ወለጋን ዝተውፃእፅኡ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባሌን ዞባ ምዕራብ ወለጋን ዝተውፃእፅኡ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም።
እቶም መናእሰይ፥ ልእላውነት ሃገር ንምኽባር ዝተገበረ ፃውዕት ብምቕባእ ብድልየቶም ናብ ሰራዊት ንምሕዋስ ከምዝወሰኑ ተዛሪቦም።
''…