Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ከተማ ኣዳማ፣ ዞባ ጋሞን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰልፊ ይገልፁ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዳማ፣ ዞባ ጋሞን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰልፊ ገሊፆም። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ንሃገር ምሟት ክብሪ ኢዩ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ክንስለፍ ኢና” ኣፍሪካ ንኣፍሪካውያን ግደፉሎም፣ ህዝቢ ትግራይ…

ኣባላት ካቢኔ ክልል ሃረሪ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ካቢኔ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ለጊሶም። እቶም ኣባላት ካቤኒ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ እውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ምልጋሶም ይዝከር። ኣባላት ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር…

ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ብልዑል ኣፈላላይ ነጥቢ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ውድድር ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ንኢትዮጵያን ብምካል ብ58 ኪ.ግ. ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ዝተወዳደረ…

ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ መንግስቲ ፌደራል፣ ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቢሉ…

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ተመረቕቲ ዝሓሸ ዓቕሚ ክፈጥሩ ኢዮም-ሌተናል ጄነራል አስራት ዴኔሮ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ “ሁርሶ ኮንቲንጀንት ማሰልጠኛ” መሰረታዊ ወተሃደራት ንካልኣይ ጊዘ ኣመሪቑ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኣብራኽ ህዝቢ ዝወፅአን ዝኾነ ይኹን መፅቀጥቲ ንምስባር ቁርፀኛ ዝኾነ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ…

ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ትሕቲ 23 ዕድመ ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ሸቶ ተፈላሊየን። ስለዝኾነ ብሩንዲ 4 ነጥቢ ብምሓዝ ካብ ዘላቶ ምድብ ቀዳመይቲ ብምዃን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣይተ ሙስጠፌ ሙሃመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ድጋፍ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሃመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ድጋፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ  ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሰብኣዊ ኩነታት፣ ሓደጋ ድርቂን ድልውነትን፣ ኣብ ክልለ ሶማሌ…

ዋልታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ክንቅፅል ኢና-ነበርቲ ዞባ ጅማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ጅማ ገሊፆም። ስለዝኾነ ነበርቲ 20 ወረዳታትን ሓደ ምምሕዳር ከተማን ዞባ ጅማ 180 ኣብዑርን 40 ኣባጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብደገፍ ኣበርኪቶም።…

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ዞባ ወላይታ ናይ ገንዘብን ናውቲን ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ምምሕዳር ዞባ ወላይታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብርን 20 ኩንታል ሕሩጭ ከምኡውን 400 ደርዘን ማይ ደገፍ ተገይሩ። እቲ ደገፍ ንኮሚቴ ኣተኣካኻቢ ሃፍቲ ከምዝተረከበ ተገሊፁ። ሀዝቢ ወላይታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ…

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ዶ/ር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል 62 ሰባት ክሲ መስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ዶ/ር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል 62 ሰባት ክሲ መስሪቱ። እቶም ተኸሰስቲ ናይ ህዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ ኣፈፃሚ ኮሚቴ ውሳነ ብምሃብ ልዑል ተሳትፎ ዝነበሮም ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓትን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል…