Fana: At a Speed of Life!

ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታትከምዝበሎ፥ ቅድም ክብል 23 ሰነ 2013 ዓ.ም ሓበሬታ መረዳእታ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ሽርሒ ዝኹንን ንሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ሽርሒ ዝኹንን ንሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ጭርሖ ሒዞም ወፂኦም ክብል ካብ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ፓርቲ እቲ…

ፃውዒት መንግስቲ ኣይንቕበልን ብምባል ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቀሱ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ወምበራ ግዴትኡ ኣብ ምፍፃም ዘሎ ኣባላት ሰራዊት መበል 2211ሻለቃ ፃውዒት መንግስቲ ኣይንቕበልን ብምባል ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቀሱ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ወሲዱ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ፣ ሻለቃ ዮሃንስ እውነቱ፥ ካብ ሃገር…

ነበርቲ ዞባ ጉጂ 60 ሰንጋን 80 ኣጣልን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልለ ኦሮሚያ ነበርቲ ዞባ ጉጂ ልዕሊ 2 ሚሊየን በር ብምውፃእ 60 ሰንጋን 80 ኣጣልን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ገይሮም። ሚኒስትር ደኤታ ዓውዲ ፋይናንስ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ወይዘሮ ማርታ ሉዊጂ፥ ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቱኒዝያ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ኣብ መላእ እታ ሃገር ብዘጋጠመ ብርቱዕ ተቓውሞ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጕጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ቱኒዝያ ከይስ ሰይድ፥ ኣብ መላእ እታ ሃገር ብርቱዕ ተቓውሞ ምስ ተላዓለ ንቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ስራሕ ብምስጓግ ንባይቶ እታ ሃገር ከመዝኣገዱ ተገሊፁ። ብኣተሓሕዛ ኮቪድ-19 መንግስቶም ዝተቆጥዑ ኣሽሓት ቱኒዝያውያን ትማሊ ናብ ፅርግያታት…

ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር በረራ ኣየር ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ዘይፅቡቕ ኩነታት ኣየር ኣብ ቀረባ ኣብ ዝርከቡ መዕርፎ ነፈርቲ ንክዓልቡ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ዘይፅቡቕ ኩነታት ኣየር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር በረራ ኣየር ኣብ ቀረባ ኣብ ዝርከቡ መዕርፎ ነፈርቲ ንክዓልቡ ይግበር ከምዘሎ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ…

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘውግዝን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘውግዝን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት፥ ጉዕዞ ሓድነትና ብሽብርተኛታት ኣይተዓናቀፍን፣ ንሕና ጋምቤላታት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ኢና፣ ሰላምና ብሓድነትና ይሕሎ፣ ክብርን…

መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ንዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ካም ካልኦት መናእሰይ እዛ ሃገር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንክፅንበሩ ንዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንክህቡ መክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ…

ብመንግስቲ ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም- መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣዲስ ኣበባ ፣18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። ፕሮፓጋንዳ ህወሓት ዝውዝዑን መሻርኽቶምን ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ዝዛረብዎ…

ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ሰንጋን ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጤለ በጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ሰንጋን ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጤለ በጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ከምዝገበረ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ ኮሚቴ ዶክተር ተመስገን ቡርቃ÷ እቲ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ከበቢታት ዝተበርከቱ…