ቢዝነስ ክልል ኦሮምያ ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ምፍጣሩ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪ ልምዓት ክልል ኦሮምያ ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራ ምፍጣሩ ገሊፁ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ አይተ ማትዮስ ሰበቃ ኣብ ገምጋም ዓመታዊ አፈፃፅማ ስራሕ በጀት 2013 ዓ/ም ከም ዝገለፅዎ፥ ኣብ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ከምርሑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ከምርሑ ኢዮም። ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለዎ ሓደጋ ብንምምካት ኢትዮጵያውያን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ሃገራዊ ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ካልኣይ በረራ ክገብር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ካልኣይ በረራ ክገብር ኢዩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ በይናዊ ደው ምባል ተዂሲ ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ በረራ ኣውሮፕላን ንምግባር ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ኩለን ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ኩለን ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኩለን ሚኒስቴራት ፀብፃብ ድኹምን ጠንካራን ጎነን ብምቕራብ ይግምገም ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ገምጋም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ህፃናት ኣብ ኲናት ምስላፉ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰል ዘይግድሶ ምዃኑ መርኣዪ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ህፃናት ኣብ ኲናት ምስላፉ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰል ዘይግድሶ ምዃኑ መርኣዪ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ህወሓት ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝኾነ ይኹን ምድራዊ ሓይሊ ብፍቕሪ እንበር ብሓይሊ ዘይንብርከኽ ህዝብና ሒዝና ዘጋጠመና ፈተና ብዓወት ክንሻገሮ ኢና-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ። የአዲስ አበባ ከተማ አስተዳደር ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ተገኝተው ንግግር አድርገዋል። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ማእኸል ሓቃዊ ምትሕብባር ሃገራት ተፋሰስ ብምዃን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ብዓወት ዝተዛዘመሉ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ማእኸል ሓቃዊ ምትሕብባር ሃገራት ተፋሰስ ብምዃን ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ብቋንቋ ዓረብኛ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ኣብ ከተማ ሑመራ ናይ ማይ ካድራ ዓይነት ጨፍጫፍ ንምፍፃም ዝሓሰቦ ትልሚ ተቓሊዑ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ከተማ ሑመራ ናይ ማይ ካድራ ዓይነት ጨፍጫፍ ንምፍፃም ዝሓሰቦ ትልሚ ምቅልዑ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ትልሚ ካብ ትግራይን ሱዳንን መጥቃዕቲ ዝፍፅሙ ሰባት መልሚሉ ብምእታው በቶም ፈፀምቲ ጥቕዓት ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተዓዊታ ኢያ ሰላማ ክትሕሊ ኢያ – ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ዘስምዑ እንትኾኑ፥ ብጁንታ ህወሓት እናደመና ኣይንነብርን፣ ውሽጣዊ ሓድነትና…