ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ኣለምነሽ ይባስ፥ እቲ ፅባሕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንተከታተልቲ ክልተ መዓልታት መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣቢዬ ዘኹርዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣቢዬ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንሃገር ዘኹርዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ኮሎኔል ሌንጮ ኤደኦ፥ ሲቪላት ካብ መጥቃዕቲ ብምክልኻል፣ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ከባቢ ብምሕላውን ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ኣብ ክሊ ዘኽእል ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ኣብ ክሊ ዘኽእል ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ። “ክብሪ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ነበርቲ ከተማ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብውሕዱ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ዘስዓቦ ሓደገኛ ውሕጅ ኣብ ከተማ ሼንግዙ ብውሕዱ 12 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ ኣረጋጊፆም። ካልኦት ሄናን ኣብ ዝተባህለት ግዝኣት ጥራይ ዝነብሩ ልዕሊ 10 ሺሕ ነበርቲ ድማ ካብ መረበቶም…
ስፓርት ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ። እቲ ጋንታ መርመራ ኮቪድ 19 ገይሩ። ኣብ ምድብ ሀ ዝርከብ እቲ ብሄራዊ ጋንታ፥ ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰዓት 10 ፀወትኡ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰብ መዚ ሰሜን ምዕራብ ናይጄሪያ ብሸፋቱ ተጨውዮም ዝፀንሑ 100 ኣዴታትን ህጻናትን ከም ዘፍትሑ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ መዚ ሰሜን ምዕራብ ናይጄሪያ ብሸፋቱ ተጨውዮም ዝጸንሑ 100 ኣዴታትን ህጻናትን ከም ዘፍትሑ ኣፍሊጦም። እተን ኣዴታት መብዛሕትአን ቖልዑት ዘዕብያ ዝነበራ ምዃነን ክግለጽ እንከሎ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 8 ሰነ 2021 ካብ ግዝኣት ዛምፋራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገርና ዘንፀላለወ መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለስ ኢና- ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዘንፀላለወ መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለስ ኢና ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ነዚ ዝበሉ፥ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ ደገፎም ኣብ ኣደባባይ ይገልፁ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ ደገፎም ኣብ ኣደባባይ ሎሚ መዓልቲ ይገልፁ ኣለዉ። እቲ ሰልፊ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ዝጀመረ ከምዝኾነ ካብ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ዝለኣኽ ስንቂ ይዳሎ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)''ውዕለታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸፊሉ ኣይውዳእን'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣድሲ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ዝለኣኽ ስንቂ ይዳሎ ኣሎ። ሓላፊት ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን እቲ ክፍለ ከተማ ወይዘሮ ወሰኔ በየነ፥ ስንቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕቲ ብምፍፃም ንህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይበፅሕ ምትዕንቓፉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብኣንፈት ዓፋር ዞበ ፈንቲረሱ፣ ወረዳ ያሎ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ናብ ትግራይ ሓገዝ ፅዒነን ዝጎዓዛ ዝነበራ ተሽከርከርቲ ንከይንቀሳቐሳ መስመር ሓገዝ ንክዕፆ ምግባሩ ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ሐቢሩ።…