ኮሚሽን ሊሽ ፌዴራል በዒድ ኣል ፈጥር ብዘይ ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ፌዴራል ብምውዳድ በዒድ ኣል ፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ መላእ ሀገር ዘሎ ሓይሊ ፖሊስ ፌዴራል ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልላት ብምውዳድ…