Fana: At a Speed of Life!

መስራቲት ኒያ ፋውንዴሽንን መእኸል ኦቲዝም ጆይን ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲት ኒያ ፋውንዴሽንን መእኸል ኦቲዝም ጆይን ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንልዕሊ ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ ዘለዎም ቆልዑት ክንክን እናገበራ ከምዝነበራ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡ ወይዘሮ ዘሚ ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ፣ ጉዳይ…

እስራኤል ኣብ መንበሪ ኮማንደራትን ክልተ ድፋዓትን ሃማስ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈነወት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ መንበሪ ኮማንደራትን ክልተ ድፋዓትን ሃማስ መጥቃዕቲ  ኣየር ከምዝፈነወት ተሓቢሩ። እስራኤል መጥቃዕቲ ኣየር ምፍናዋ ስዒቡ ወታደራት ሃማስን ካልኦት ዕጡቓትን ብደርዘን ዝቑፀሩ ሚሳኤላት ናብ እስራኤል ዝተኮሱ እንትኾኑ፥ እዚ ድማ ኣብ…

ኣብ ጎርጎራ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀከት ጎርጎራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ቤት መዘጋጃ ከተማ ጎርጎራ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ ኣማኑኤል ሽጉጥ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥…

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ፊልክስ ሲሼክዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ፊልክስ ሲሼክዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢነርጂ ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ኣቀባብላ…

ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ፥ ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ክልል ትግራይ…

ህወሓት ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ” መምርሒ ሓይሊ ፀፅታ” ዝብል ዓውዲ ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ እዩ- ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራት (ህወሓት) ኣብ ማዕኸላዊ መንግስቲ ዝነበሮ ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ናብ ትግራይ ብምኻድ ካብ 2011 ዓ ም ጀሚሩ " መምርሒ ሓይሊ ፀፅታ" ዝብል ዓውዲ ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ…

ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀሙ ገበናትን ዝተሳለጡ ተግባራት ምርመራ ገበንን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀሙ ገበናትን ዝተሳለጡ ተግባራት ምርመራ ገበንን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዒድ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ናብራ ንዘለዉ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ናብራ ንዘለዉ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ደገፍ ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብዚ ሰሙን ንዝኽበር በዓል ዒድ ንምኽባር ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ደገፋት ምግቢ ገይረን። እቲ…

ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ዜጋታት ክምግብ ዝኽእል ማእኸል መመገቢ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ዝተሃነፀ ማእኸል ምገባ ካልኣይ ተስፋ ብርሃን ብዕሊ ኣጀሚረን። እቲ ሓደ ንቲ ሓደ ተስፋ ብርሃን ብምዃን ምድግጋፍን ምትሕግጋዝን ይግባእ ዝበላ እተን ምክትል…