ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 54 ዜጋታት ካብ ቤይሩትን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)54 ዜጋታት ካብ ቤይሩትን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኢዮም ተመሪቖም። እቲ ዩንቨርስቲ ዘመረቖም ተምሃሮ ብስሩዕ መርሃግብሪ ዓውዲታት ማሕበራዊ ሳይንስ፣ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፣ ቴክኖሎጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገርና እንሃንፃ ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ…
ጥዕና ሞት ህፃናት ንምቕናስ ዝስራሕ ስራሕ ትኹረት ንክወሃቦ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ሞት ህፃናት ንምቕናስ ዝስራሕ ስራሕ ትኹረት ንክወሃቦ ሓቲቱ። ምሁራን እቲ ዓውዲ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብህይወት ካብ ዝውለዱ 1 ሺሕ ሒንጠያት እቶም 33 ይሞቶ ኢዮም። እዚ ማለት ኣብ ዓመት ልዕሊ…
ቢዝነስ 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ክሳብ 200 ዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ዘተኣናግድ ኢዩ ተባሂሉ። ህንፀት እቲ ፓርክ ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም። እቲ ፕሮጀክት 92 ኪሎ ሜትሮ ነውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ካብ ሞጆ-መቂ 56 ነጥቢ 4 ኪሎ ሜትር፣ ካብ መቂ ባቱ ዘሎ ድማ 37 ኪሎ ሜትር ዝሽፍን ኢዩ። ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክረምታዊ ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ውሕጅ ከስዕብ ስለዝኽእል ጥንቃቐ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናወቕዐ ዝርከብ ክረምታዊ ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓደጋ ውሕጅ ከስዕብ ስለዝኽእል ቅድመ ጥንቓቐ ክግበር ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ተሓሳሲቡ። ኤጀንሲ ብሄራዊ ሜትሮሎጂ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ብዘውፅኦ ትምበያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውዳበ ፖሊስን ምዝውዋር መሳርሒታት ኲናትን ዝምልከት ሓዊሱ ኣብ ካልኦት ጉዳያት ዘድሃቡ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ አበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕቲን ምርምርን ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ ሞያ ፖሊስን ምኽባር ሕጊን ብምቱኳር ካብ 28 ክሳብ 29 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም መፅናዕታዊ ፅሑፋት ኣቕሪቡ። እቲ ኢንስቲትዩት፥ ኣገልግሎታትመን ኣሰራርሓታትን ፖሊስ ንምምሕያሽ ቅድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹን ዘይሻራዊ ሃገር ለኸ ወይድማ ዓለም ለኸ ተዓዛቢ መረፃ ኢትዮጵያ ንምዕዛብ መጀመርታ ሉኣላዊነት ሃገር ከኽብሩ ይግባእ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ… Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ዘይሻራዊ ሃገር ለኸ ወይድማ ዓለም ለኸ ተዓዛቢ መረፃ ኢትዮጵያ ንምዕዛብ መጀመርታ ሉኣላዊነት ሃገር ከኽብሩ ከምዝግባእ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ብዛዕባ ምዕዛብ መረፃ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፀዊዐን Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ሓላዊት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ፕሬዚዳንት ፅባሕ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ…