ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 110 ሺሕ ዶላር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታንድሕንነት ብዝተገበረ ክትትል ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 110 ሺሕ ዶላር ምስ ተጠርጠርቱ ተታሒዙ። ከም ገለፃ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፥ እቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዓዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር (ብር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን) ተፈራሪሞም። እቲ ናይ ልቓሕ ገነንዘብ ብዋንኡ ኢትዮጵያ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ንዝሃቀነቶ ሰፊሕ ሽቶ ልምዓት ኣገዳሲ ዝኾነ ኣካታቲ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዘሕብን ተግባር ንዝፈፀሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣፍልጦን መዓርግን ሂቡ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ኣብ ትካላዊ ሪፎርምን ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ላዕለዎት መኮናት ስነ-ስርዓት ምሃብ ሽመት፣ ኣፍልጦን መዓርግን ኣካይዱ። ስለዝኾነ ድማ 44 ላዕለዎት መኮንናት፣ 47 መስመራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ተፋሰስቲ ናይል ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምንቕቓሕ ትኹረት ዝገበረ 6ይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከባቢ ተፋሰስቲ ናይል ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምንቕቓሕ ተሓሲቡ እናተሳለጠ ዝፀንሐ 6ይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተዛዚሙ። እቲ ፎረም ዝርገሐ ኮቪድ ስዒቡ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ እናተኻየደ ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ። ኣብቲ መዕፀዊ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ፍርያታት መዓድን ንምትዕድዳግ ዘኽእል ስርዓት ኣሰራርሓ ንምሕንፃፅ ዘኸእል ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ተረባሕቲ ንምግባርን ወፃኢ ንግዲ እዛ ሃገር ንምድንፋዕን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነት ናይ ቻይና ሮኬት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሬት ከምተዓልብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎንግ ማርች ቢ5 ዝተብሃለት ዓባይ ሮኬት ካብ ህዋ ናብ መሬት እናተሓምበበት ከምዝኾነት ተሓቢሩ። ኣብ መሬት እንትት ዓልብ ኣበይ ከባቢ ክትዓርፍ ከምትኽእል ንብዙሓት እናተሓሳሰበ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሬት ክትዓርፍ ኢያ ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣመሓላሊፈን። ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዙ 26 ኣቢያተ ንግዲ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያ ሓገዛ ዘይፈለየትላ መሓዛ ሃገር ኢያ – ዶ/ር ባርናባ ማሪያ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያ ሓገዛ ዘይፈለየትላ መሓዛ ሃገር ከምዝኾነት ሚኒሰስትር ፕሬዚዳንታዊ ጉዳያት ደቡብ ሱዳን ዶክተር ባርናባ ማሪያ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሙሁራት ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሱዳናውያን ምሁራት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሙሁራት ካብ ካርቱም፣ ኣልኒሊን ዩኒቨርሲቲ ሱዳንን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ…