ካብ 19 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ግምት ዘለዎ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መከላከያ ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኮርፖሬሽን ካብ 19 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ግምት ዘለዎ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሩ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽን ሜጀር ጄኔራል ኣሕመድ ሃምዛ፥ እቲ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሕብረት…