ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ላዕለዋይ ተፋሰስ ናይል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ላዕለዋይ ተፋሰስ ናይል ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ሬድዋን ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ናይል ተፋሰስ ሃገራት ፍትሓዊን ምኽንያታዊ ናይ ማይ አጠቓቕማ መርህ…