Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ፍትሓዊ ድርድር መዕለቢ ንኽረክብ ድልውቲ ኢያ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናብ ሕብረት ኣፍሪካ ክምለስ ንዝገበሩ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብሕቡራት መንግስታት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉድኣት…

ፕሬዚዳንት ኦማር ጊሌህ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓልሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ጁቡቲ ኦማር ጊሌህ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓልሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ  ቀዳማይ ሚነስትር አቢይ መንግስቲ ንምጥያሽ ዘኽእል ድምፂ ብምርካብኩም…

ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ። እታ ሃገር ብኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢኣ ሊያን ዣኦ ኣቢላ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፈቶ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ ብዓወት ምዝዛማ…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ንሰለስተ መዓልታት ዘካየዳ እንትኾና፥  ኣብቲ ዘተ ኣብ ዝሓለፈ ናይ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብ ኣዊ ሓገዝ ሒዘን ናብ ትግራይ እናተጓዓዛ ዝነበራ ተሸከርከርቲ ናብ ከተማ መቐለ ከምዝኣተዋ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ከምዝገለፆ፥ ኣብ ትግራይ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዘድሊዮም 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን…

ንዘጋጥሙ ፀገማት ሃገር ቦቆል ፍልጠት ብምጥቃም ብሳይንስን ምርምርን ብምድጋፍ መፍትሒ ምሃብ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ   

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንቬንሽን “ፍልጦ ዝመርሖ ኢኮኖሚ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኮሚሽጋ ብርሃን ዝመሃሩ ተምሃሮ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኮሚሽጋ ብርሃን ዝመሃሩ ተምሃሮ ፈልሲ ተኺሎም። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ ኣሶሳ ኣብ ዘህነፆ ቤት ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮ ኣብ ቤት ትምህርቶምን…

ሳራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ እንጦጦ ልዕሊ 3 ሺሕ ፈልሲታት ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታተር ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ልዕሊ 3ሺሕ ሃገር በቆል ፈልሲታት ብምትካል ንኢትዮጵያ ንኽደና…

ኣብ ዝጣየሽ ሓዱሽ ፓርላማ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ዝሕግዝ ቤት ፅሕፈት ክህሉ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝጣየሽ ሓዱሽ ፓርላማ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ዝሕግዝ ቤት ፅሕፈት ክህሉ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ ሽታየ ምናለ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ኩባኒያ ቦይንግ ንተጎዳእቲ ንምኽፋል ቃል ዝኣተዎ 500 ሚሊዮን ዶላር ካሕሳ ምኽፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያ ኩባኒያ ቦይንግ ዝኾና ክልተ ኣውሮፕላናት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2018 ኣብ ኢንዶነዢያ ከምኡ እውን 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ንዘጋጠሞም ስድራቤት ተጎዳእቲ ካሕሳ ንምኽፋል ቃል ዝኣተዎ ክፍሊት 500 ሚሊየን ዶላር ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡…